ቤት ፍርዲ ግብጺ ንህብብቲ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት፡ ሳንዓ ሰይፍ፡ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዘርጊሕኪ ብዝብል ክሲ ገበነኛ ኮይና...
ፖሎቲካ
ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ምስ ማዕከን ዜና ኤቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መሕተት፡ ፑቲን፡ ቀታሊ ሰብ ድዩ ኣይኮነን...
ኣብ ትግራይ ዝነበረ ትካላት ጥዕና፡ ኮነ ኢልካ፡ ክዓኑ ከም እተገብረን ዝተረፈ ድማ ከም እተራሰየን ዶክተርስ ዊዝኣውት ቦርደርስ...
ወተሃደራውያንን ፖለቲከኛታትን መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ ዞባ ዓብዪ ጆንገሊ፡ ንዝርከቡ ዕጡቓት ሚሊሻ፡ ይሕግዙ ምህላዎም ብምጥቃስ ኣብ መንጐ...
ፕረሲደንት ቱርኪ፡ ታይፕ ኤርዶጋን፡ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ስዑዲ ዓረብ፡ ድሮናት ቱርኪ ዘፍረየተን ድሮን ክትገዝእ ድሌት ከም...
መንግስቲ ሩስያ፡ ኣብቲ ኣብ ዓመተ 2020 ዝተኻየደ ምርጫ ኣሜሪካ፡ ኢዳ ብምትእትታዉ ነቲ ምርጫ ክትሕምዙቕ ሃቂና ምንባራ ወኪል...
ሃገረ ኬንያ፡ ብልቓሕ ቻይና ዝሃነጸቶ መንገዲ ባቡር ንምኽፋል ስለ እተጸገመት ወደባ ኣሕሊፋ ንቻይና ክትህብ እያ ዝብል ጸብጻብ...
እስላማውያን ዕጡቓት ኣብ ሰሜናዊ ኣውራጃ ካብክ ዴላጋዶ ክሳብ 11 ዝዕድሜኦም ህጻናት ከይተረፈ ይስይፍ ምህላዎም ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ...
ገዚፍ ፖለቲካዊ ጽልዋ ከም ዘለዋ እትፍለጥ ሓፍቲ መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ ኪም ጆንግ ኡን፡ ኣሜሪካ ሕማቕ ጨናኺ ኣክብልና...