እዚ ብኣባላት ጸጥታ ኩርዲ፡ ዝተጀመረ ስርሒት፡ ነቲ ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት፡ ኣልሆል፡ ህይወት ዓሰርተታት ሰባት ዝቐዘፈ መጥቃዕቲ ድሕሪ...
ፖሎቲካ
ብሰንኪ ምዕጋት መትረብ ስዌዝ፡ መዓልታዊ 9.6 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣቕሑ፡ ናብ ዕዳጋ ይቐርብ ዘይምህላዉ ጸብጻብ መጓዓዝያ መራኽብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ሓሙስ፡ ናብ ኣስመራ ኣትዩ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ኣብ ዝፍጽመሉ ዘሎ እዋን እዩ...
ኑጉሳዊ ቤተሰብ ዙሉ (ደቡብ ኣፍሪቃ)፡ ሓድሽ ንጉስ ክሳብ ዝምረጽ፡ ንሳልሰይቲ በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ (ጉድዊል ዝወሊቲኒ)፡ ስልጣን...
ኣብ ትግራይ ዝነጥፍ ትካል ተራድኦ ሕክምና፡ MSF፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ሲቪል ተግራዎት፡ ጃምላዊ መቕተልቲ ክፍጸም፡...
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣልፋሽቓ፡ ዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓብ፡ ካብ ቀረባ እዋናት፡ ናብ ደማዊ ግርጭት ምዕራጉ፥ ልዝብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ንመጀመርያ እዋን፡ ሰራዊት ኤርትራ ንትግራይ ምእታዉ ተኣሚኑ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ክልቲኣተን...
ናይ ቦኮ-ሓራም እዮም ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ዕጡቓት፡ ኣብ ሓንቲ ብሸነኽ ሰሜን ካሜሩን እትርከብ፡ ቢላጉሲ እተባህለት ገጠር፡ ክልተ ኣንስትን...