ፖሎቲካ
ኣመሪካ፡ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲን ካልእ ተጻብታት ሩስያ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ ሞስኮ እገዳ ከም ዘንበረት ተገሊጹ። እዚ...
ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከባቢ ሶደርቶርን (Södertörn)፡ ዝካየድ ዝነበረ መስርሕ ፍርዲ፡ ብሰንኪ ኣብ ኣፍደገ እቲ...
ፕረሲደንት ሶማል፡ ናይ ስልጣን ግዜኡ ከናውሕ ምውሳኑ ኣህጒራዊ ማሕበረሰብ ብፍላይ ድማ ሓያላት ሃገራት ዘስምዓኦ ተቓውሞ ከም ዘገረሞ...
ቀዳማይ ሚኒትሰር ሱዳን፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ መራሕቲ ግብጺ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጒዳይ ክርክር ኒል፡ ህጹጽ ዘተ ክገብሩ ጸዊዑ...
ኤርትራ ኣብ ትግራይ፡ ንጹሃት ዜጋታት ምርሻን ኣበርቲዓ ከም ዝቐጸለቶ ዝሕብር ጸብጻብ፡ ብኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ድሕሪ ምውጻኡ፡ ወኪል ኣመሪካ...
ፕረሲደንት ቡርኪናፋሶ ነበር፡ ብሌይዝ ካምፓኦረ፡ ብቕትለት ቶማስ ሳንካራ ናብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ ክብል ን ወተሃደራዊ...
ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ሽወደን፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፡ ስራሕ ክረኽቡ ንኽኽእሉ ምእንቲ፡ ሽወደናዊ ህዝባዊ ኣገልግሎት ስራሕ (ኣርቤትስፎርሜድሊንየን)፡...
ሚኒስትሪ መራኽቢታት ናይጀርያ፡ ዒሳ ፓንታሚ፡ ምስ ቦኮ ሓራም፡ ርክባት ኣሎካ ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ክሲታት ኣሉታዊ መልሲ ሂብሉ’ሎ። ንሱ፡...