ፖሎቲካ
ሓይልታት ፈደራል ንምሕጋዝ ካብ ወርሒ ሕዳር 2020 ጀሚሩ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ ብህጹጽ ክወጽእ ሕጂ’ውን ኣምባሳደር...
ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፡ ኣብ ኬንያ ጾታዊ መጥቃዕቲ ብ 92% ምውሳኹ ጸብጻባት መንግስቲ ኬንያ ኣመልኪቶም። ብፍላይ ኣብ...
ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ እቲ ንስልጣን ፕረዚደንት ሶማል፡ መሓመድ ፎርማጆ፡ ንምንዋሕ ዝተወስደ ስጒምቲ፡ ከም ዝዂንኖ ብምግላጽ በዚ ውሳነ ንዝተፈጥረ...
ትማሊ ሮቡዕ፡ ካብ ገማግም ትሪፖሊ፡ ሊብያ፡ ከምዝተበገሳ ዝንገረለን፡ ሓንቲ፡ 130 ሰባት ዝጸዓነት ናይ ጎማ ጃልባ፡ ሓንቲ፡ 40...
ወዱ ን መዋቲ እድሪስ ደብዒ ስልጣን ምጭባጡ፡ ናይጀርያ፡ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ። እዚ ኲነታት ኣብ ሃገረ ቻድ፡ ከቢድ...
ሰራዊት ኤርትራ፡ ካብ ትግራይ ከም ዘይወጸ፡ ቤት ጽሕፈት ጒዳይት ወጻኢ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንክወጽእ...
ቆንስል ሰላምን ጸጥታን ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ቅልውላው ቻድን ሶማልን ንምፍታሕ፡ ሎሚ ሓሙስ፡ ክእከብ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ኣብታ...