ኣብ ናይጀርያ፡ ዞባ ኒጀር፡ ጉጅለ ዕጡቓት፡ ንተመሃሮ ከም ዝጨወዩ ሰብመዚ እቲ ከባቢ ንቢቢሲ ሓቢሮም። እዞም ዕጡቓት፡ ትማሊ...
ገበን
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ነቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ኣብ ቅልውላው ትግራት ዝወሰዶ ፖሊስ ዝቃወም ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት...
ኣብ ሽወደን፡ 44% ካብቶም ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ሰባት፡ ጸረ ኮቪድ-19 ክታበት ከም ዝተኸትቡ ጸብጻባት ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና...
ንግህሰት ሰብኣዊ መሰላት: ናይቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ: ተሓይሩ ዝርከብ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ዝኾነ ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት: መባእታዊ...
ኣብ መስመር መጓዓዝያ: ሳንታ ክላራ ቫሊ: ዘጋጠመ ተዂሲ: ንሰራሕተኛታት እቲ መስመር ሓዊሱ: ንብዙሓት ግዳያት ከምዝገበረ ተገሊጹ። እዚ...
ብሪጣንያ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ኣዋርሕ፡ ብርቱዕ ጥሜት ክኽሰት ከም ዝኽእል ብምግላጽ ነቲ ኲነታት ኣዝዩ ሕማቕ እዩ...
ኢትዮጵያ: ብሰንኪ’ቲ ኣብ ትግራይ እተካይዶ ዘላ ኲናት: ከቢድ ጸቕጢ ይወርዳ ምህላዉ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር...
UN: ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈጸመ ቅትለት ሓደ ሱዳናዊ ዶክተር ከም ዝኾነኖ ተገሊጹ። እዚ ምስ ሓደ ዘይመኽሰባዊ...
ብጉዳይ ዕጸ ፋርስ፡ ሓደ ኣብ 50ታት ዝዕድሚኡ ሰብኣይ፡ ን 11 ዓመትን መንፈቕን ከምዝተፈርደ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ናይጀርያ: ክልል ካዱና: ሓደ ቤተክርስትያን ብምቅጻሉ፡ ብውሕዱ ሸሞንተ ምእመናን ከም ዝሞቱ ሰብመዚ ናይጀርያ ገሊጾም።...