ኣንጻር ኣመሪካ ዝቐንዐ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ፡ ከቢድ ስግኣታት ይፈጥር ብምህላዉ፡ ውዒሉ ሓዲሩ ምስ ቻይናን ሩስያን ናብ ኲናት...
ገበን
ወዲ 12 ዓመት ፍልስጤማዊ: ጥቓ ሄብሮም: ብተዂሲ ሰራዊት እስራኤል ከም እተቐትለ ሰብመዚ ፍልስጤም ገሊጾም። ኣብ ውሽጢ መዓልታት:...
ዳይሬክተር ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ጀርመን: ፓትሪክ ሞስተር: ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ቶክዮ ዓሌታዊ ዘረባ ብምምላቑ ዓቢ ነቐፌታ ይወርዶ...
ኢንዱስትሪ ትንባኾ፡ መንእሰያት፡ ንኒኮቲን ውሉፋት ክኾኑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ዝወቐሰ፡ WHO፡ ኤለትሮኒካዊ ሽጋራ ንጥዕና ጎዳኢ ምዃኑ ወሲኹ...
ብዙሓት ሰባት ብገበን ቅትለት ወድ ሰብ ተኸሲሶም ገበነኛታት ኮይኖም እንተተረኺቦም ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዝዋሃቦም ዝነበረ...
ኣብ ሰሜን ናይጀርያ፡ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ዘጥቅዑ ዕጡቓት፡ 28 ቆልዑ ምፍናዎም ተገሊጹ። ዛጊት 81 ቆልዑ ምስዞም ጨወይቲ...
ድሕሪ እቲ ኣብ ሄለብይ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ፡ ብኽልተ ብኸቢድ ገበን ዝተፈርዱ እሱራት፡ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት...
ኣስታት 700 ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ሽወደን ስለዘየለዉ፡ ኣብ ዘይተረኽብሉ መጋባእያታት ንማእሰርቲ ከምዝተፈርዱ፡ ንጸብጻባት SVT ብምጥቃስ፡ ማዕከን...
ንማእሰርቲ ፕረዚደንት ነበር፡ ጃኮብ-ዙማ፡ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ኣብ ኣውራጃ ክዋዙሉ ናታል ጥራይ፡ ናይ 1...