ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ምፍልላይ’የን ንፈለማ እዋን ገጽ ንገጽ ተራኺበን። ክልቲኤን ተሓቛቚፈን ብንብዓት ክሕጸባ እንከለዋ፡ ኪኖ ናፍቖት...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ሓንቲ ሰበይቲ ነበራ፡ ኣቕላስያ ኢዩ ስመን፡ ካብ ጭዋታትን ዓበይትን ሰባት ከም እተወልዳ ንሰብ ከእምና ምሉእ ህይወተን ዘሕለፋኦ።...
ኣብ ዌልስ ኣብ ዝርከብ ዎርፓዝ፡ ዝተቘጥዐ ምጹጽላይ ጉደኣት የውርድ፡ ሓደ ምጹጽላይ ኣብ ቶም ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዊልስ...
ሓደ ኣብ ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መካነ እንስሳታት ዝነብር ነብሪ፡ ኣብ ጥቓ ሓጹር ንሓደ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ ኣብ...
ብተኸታታሊ ካብ እትቐርብ ፊልም ስፓይደር ማን ዝኾነት ለንቅነ ዝቐረበት Spider Man: No way home እትበሃል ፊልም፡ ኣታዊኣ...
ቱርኪ፡ ንግብረ ሽበራዊ ንጥፈታት ይሕግዙ እዮም ብዝብል ጥርጠራ ንርእሰ-ማል ናይ 770 ሰባትን ሰረቶም ካብ ኣሜሪካ ንዝኾኑ ትካላትን...
ን 16 ዓመታት ገጸ ባህርይ ጄምስ ቦንድ ተላቢሱ ክዋሳእ ስጸንሐ፡ ዳንኤል ክሬግ፡ ዝሓለፈ ዓመት ስርሑ ድሕሪ ምውዳኡ...
ኣብ ድሮ ልደት፡ ኣብ ፍሊፒን፡ ራይ ተባሂሉ ብዝፍለጥ ሓያል ህቦብላ (Typhoon Rai) ንዘጋጠመ ሓደጋ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡...
ምሉእ ብምሉእ እተዓቀበን ክጫጫሕ ሒደት ግዜ ጥራይ ተሪፍዎ ዝነበረ እንቋቚሖ ዳይናሶር፡ ከም እተረኽበ ተመራመርቲ ኣፍሊጦም። እዚ እንቋቕሖ፡...
እስከ ኣብ ዝሓለፈ ዘመናትን ዓመታትን ንገለ ካብቶም ኣብ መዓልቲ ልደት ዘጋጠሙ ወይ እተፈጸሙ ነገራት ሓቢርና ንርኣዮም፥ ፈላምን...