ኣብ ሽወደን ህዝባዊ ውሕስነት ምርግጋጽ ኣዝዩ ወሳኒ ጒዳይ ምዃኑ፡ እታ ሃገር እትቕበሎም ቊጽሪ ስደተኛታት ከኣ ከተጒድል ይግባኣ...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ድርብ ዜግነት ሽወደንን ደንማርክን ዘለዎ፡ ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ራሙስ ፓሉዳን ዘካየዶ ናይ ምረጹኒ ወፍሪ ንምዕዛብ፡ ፖሊሲ ክሳብ...
ኣብ ትሮንዳይም፡ “ስካይ ምዩዚክ ፈስቲቫል” እተባህለ፡ ብ ኦንላይን ዝካየድ ናይ ሓሶት ጽንብል ከም እተኸፍተ፡ ፖሊስ ገሊጾም። እዚ...
ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ክሳለጥ ሓደ ወርሒ ጥራይ ተሪፉሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ፖለቲከኛታት ኣብ ዝህብዎ ቃል ኣዝዮም ጥንቁቓት...
ካብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣጽዋር ምግዛእን ናብ ዩክሬይን ምሻጥን ብዝምልከት፡ መንግስቲ ነቲ ብኔቶ ዝቐረበ እማመ ክሰምዕ ከም ዝግባእ፡...
ሰልፊ ሊበራል፡ ኣብ ስልጣን ንዘሎ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝነበራ ደገፍ ብምጥንጣን፡ ነቲ ብ ኡልፍ ክሪስተርሰን ዝምራሕ ዓቃባዊ ሞደራትና...
ብምኽንያት ልዑል ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ፡ ከምኡውን ጸዓት ብዕደላ (ራሽን) ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት፡ ኣብ ኖርወይ ዝርከባ...
ኣብ ኖርወይ፡ ካብ ዓሰርተ ተመሃሮ እቲ ሓደ ብ ዝንቡዕ ልማድ ኣመጋግባ ከም ዝሳቐ፡ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ብዘይካዚ፡ 16–19...
ኣብ ሽወደን እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጒዳይ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ሕብረተሰብ ምህናጽን ሸቶታት ክሊማ ምዕዋትን እዩ፡ ክብል ኣባል ሓምላይ...
ናይ ንግድ መስርሕ ዝዘርጒ ነግራማት ዓማዊል ንምእጋድ ዝውዕል ሕጊ፡ ሳሕቲ ጥራይ ኣብ ግብሪ ይውዕል ምህላዉ፡ ሓደ ናይ...