ምስ እዋን ምጅማር ኲናት ብምውድዳር፡ ኖርዌጃውያን ዩክሬይን ንምሕጋዝ ዝነበሮም ተበግሶ ምንቊልቋሉ ተገሊጹ። “ዘይምዕዳል ኮይኑ፡ እቲ ፈለማ ዝነበረ...
ዜና መጽሄት
ሃገራዊ ማሕበር መማህራን፡ ኣብ ኣህጒራዊ ቤት ትምህርቲ እንግሊዝኛ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ወከልቲ እቲ ማሕበር፡ ዳህሳስ ከካይድ እዩ...
ብምኽንያት ኣድማ ኣብረርቲ፡ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ክሳብ ሕጂ ካብን ናብን ኖርወይ ዝግበሩ 155 በረራታት ከም እተሰረዙ ካብ...
ፓይለታት ሽወደን፡ ደንማርክን ኖርወይን ካብ ዝሓለፈ ሰኑይ ኣትሒዞም ኣድማ ድሕሪ ምጅማሮም፡ ኣብዚ ሰሙን መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ኣማኢት...
ምምሕዳራት ከተማ ከምኡ’ውን ምምሕዳር መጓዓዝያ ሽወደን፡ ብምኽንያት ናህሪ ዋጋ ካርታመ ብዙሓት ውጥናትን ፕሮጀክቲታትን ጽገና ጎደናታት ምውዛፉ ተገሊጹ።...
ኣከባብያዊ ቀይዲታት፡ ነቲ ሰራዊት ሽወደን ዘካይዶ ዘሎ ቊጽሪ መዓልታት ታዕሊም ጽልዋ የሕድር ምህላዉ ብምግላጽ ገለ ሕድገታት ክግበረሎም...
ኣብ ቪስቢ ኣልመዳሌን፡ ጨው ቀትሪ ሳይክያቲስት ዝቐተለ ሰብኣይ፡ ዝሓለፈ ዓርቢ ንግሆ ንብሕቱ ክእሰር ከም እተገብረ ተገሊጹ። እዚ...
ናብ ዴንማርክ ዕቚባ ዝሓቱ ሰባት፡ ኣዝዮም እናወሓዱ ምምጽኦም ካብ ሰብመዚ ዴንማርክ እተረኽቡ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። መንግስቲ ዴንማክር በዚ...
ብቕድሚ ትማል ረቡዕ ድሕሪ ቀትሪ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ኣብቲ ዕሙር ኣደባኣይ ዮትላንድ ብስሕለት ተወጊኣ ከም እተቐትለት ተፈሊጡ። እዚ...
48% ኖርዌጃውያን ኣብ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ዝካየድ ዘሎ ኣድማ ከም ዝድግፉ፡ TV 2 ዘካየደቶ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። 32%...