ካብ ባሕቲ ጥሪ እዚ ዓመት ኣትሒዙ፡ ኣብ ሽወደን ብርክት ዝበሉ ሓደስቲ ሕጊታት፡ እንተላይ ለውጢታት ቀረጽ ናብ ትግባረ...
ዜና መጽሄት
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣገልግሎት ማእሰርቲን ኣመክሮን ን ትሕቲ ዕድመ ገበነኝታት ካብቲ ብሕጊ ዝግብኦም ሰዓታት ንላዕሊ ተኣሲሮም ክጸንሑ...
ከተማ ዮተበሪ ወጻኢታት ጸዓት ንምቚጣብ፡ መጠን ሙቐት ክላሳት ኣብያተ ትምህርቲ ከም ዝጎድል ክትገብር እያ ተባሂሉ። ፖለቲከኛታት ዮተበሪ...
ቅድሚ ሰሙን ካብ መካነ እንስሳ ስካንሰን ዘምለጠ ተመን ኮብራ ሃለዋቱ ተፈሊጡ። እቲ ኮብራ ብድሕሪ መንደቕ ሓጹር እቲ...
ዝመጽእ 10 ታሕሳስ ኣብ ዝካየድ ጽንብል ሽልማት ኖቤል፡ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ሽወደን ንኸይሳተፍ ከም እተሰረዘ ተፈሊጡ። ብምኽንያት...
ዘመናውያን መካይን፡ ናብ “A-tractor” ተመሓዪሸን ከም ዝስንዓ ንምግባር ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝወጸ ሕጊ፡ ተበተብ ዝመልኦ ምንባሩ ዳይረክተር...
መዓልታዊ ክሳብ 6000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ጥዕናኻ ንምምሕያሽ ሓጋዚ ምዃኑ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ክሳብ 4.8 ኪሎሜትር ክበጽሕ...
ኣስታት ፍርቂ ካብቶም ኣብዚ ዓመት ብብረት ዝተኸስቱ 55 ቅትለታት፡ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ዝተፈጸሙ እዮም ተባሂሉ። ፖሊስ ድሕሪዞም...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ነቲ ብ ኤጀንሲ ሸመትቲ ሽወደን ዝቐረበሉ ነቐፌታ መልሲ ሂቡ። ኣብ እዋን ሳመር ኣብ ዝተኻየደ...
ዝሓለፈ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ስቨንስካ ወዲ 16 ዓመት ኮተቴ ኣብ መንገዲ ብሽክለታ ብብርቱዕ ቆሲሉ ከም አተረኽበን፡...