ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ልይሰኪል ዝርከቡ ጡረተኛታት፡ ስደተኛታት ዩክሬይን ክዳውንቲ ብናጻ ዝረኽቡሉ ድኳን ምኽፋቶም...
ኣህጉራዊ ዜና
ሎሚ ረቡዕ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ ሳና ማሪን ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ኣብ ስቶክሆልም ተራኺበን ብዛዕባ ጸጥታዊ...
ኖርወይ 550 ተሓከምቲ ዩክሬይን ክተእንግድ ትጽቢት እኳ እናተነበራ ዛጊት 12 ሕሙማት ጥራይ ናብታ ሃገር ምእታዎም TV 2 ጸብጺቡ።...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ ሳና ማሪን ሎሚ ረቡዕ ምስ መዘናኣ ማግዳሌና ኣንደርሾን ንምርኻብ ናብ ስቶክሆልም ክትኣቱ እያ። ሩስያ ዝሓለፈ...
ኣብ 24 ለካቲት ወራር ሩስያ ድሕሪ ምጅማሩ ብውሕዱ 4.5 ሚልዮን ዩክሬናውያን ከም እተሰደዱ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ኡራት ሃገራት...
ብመሰረት ግዜያዊ መምርሒ ሓለዋ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ዝበዝሑ ስደተኛታት ዩክሬይን ኣብ ሽወደን ግዜያዊ ፍቓድ መንበሪ እዮም ተዋሂቦም ዘለዉ። እንተኾነ...
ብዛዕባ ምልዋጥ ክሊማ ዓለምና ተግባራዊ ስጒምቲ እንወስደሉ፡ ዋዒ ዓለምና ናብ ቅድሚ ኢንዱስትርያዊ ደረጃ ማለት 1.5° C ክውሰን እንገብረሉ...
ክሳብ 400 ሚልዮን ክሮና ዝዋግኡ ቅብኣታት፡ ስነ ቅርጻ ከምኡውን ጥንታዊ ኣቕሑ ሩስያ ኣብ ዶብ ፊንላንድን ሩስያን ብ...
ረቡዕ ረቡዕ ብዘይምቊራጽ ኣብ ስቶክሆልም ፊት ኤምባሲ ሩስያ ንኲናት ዝዂንን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ካብዞም ኣብ ዝሓለፈ ሳምንትታት ኣንጻር...
ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝግበር ዘሎ እገዳታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገራቱ ንመራኽብ ሩስያ ወደባተን ክዓጽዋ እማመ...