ቱርኪ ን ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ድምጺ ናይ ምሃብ መሰላ ተጠቒማ ክትቃወም ምዃና ምጥንቃቓ ብመቓን ውሽጣዊ ፖሊስ...
ኣህጉራዊ ዜና
ልዕዒ ክልተ ሲሶ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፡ ሕጽረት መንበሪ ኣባይቲ ከም ዝለወን፡ ብፍላይ ድማ ሓደስቲ መጻእቲ ኣባይቲ ንምርካብ...
ፍርያት እንቋቚሖ ኖርወይ፡ እንተነውሐ ኣብ ውሽጢ 28 መዓልታት ጥራይ ክሽየጡ፡ ብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ተወሲኑ። ኣቐዲሙ እዞም ፍርያት፡ ክሳብ...
ትማሊ ረቡዕ፡ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ፡ ኣምባሳደራት ሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ናይ ኣባልነት መመልከቲኦም ኣእትዮ ኣለዉ። ሽወደን፡ ናብዚ...
ንነዊሕ እዋን መራሒት ዓቃባዊ ሰልፊ ኮይና ዘገልገለት ኖርዌጃዊት ፖለቲከኛ ሼላግ ናኪም፡ ኣብ መበል 81 ዕድሜኣ፡ ብሰኑይ ዓሪፋ። ስድራቤታ፡ ብዛዕባ...
ትማል ሰንበት፡ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ን ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ “እወ” ዝብል ድጋፉ ብምሃብ፡ ታሪኻዊ እዩ ዝተባህለሉ ውሳነ...
ኔቶ ናብ ምብራቕ ኣውሮጳ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ ምኽንያት፡ ብሰንኪ ተጻብኦን ወራርን ሩስያ እዩ፡ ክትብል ኤርና ሱልበሪ ትማል ሓሙስ ገሊጻ።...
ሽወድንን ብሪጣንያን፡ ሓዲአን መጥቃዕቲ ምስ ዝወርዳ እታ ኻልእ ሓገዝ ከተበርክት፡ ዝብል ውዕል ዘጠቓልል ስምምዓት ትማል ረቡዕ ክቲመን ተባሂሉ።...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኖርወይ ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት 40.1 ቢልዮን ክሮና ሓገዝ ሂባ። ሶርያ ብተኸታታሊ ንሻድሻይ ግዜ ዝለዓለ...
76% ካብ ህዝቢ ፊንላንድ፡ ሃገሮም ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ NATO ክትከውን ከም ዝድግፉ፡ ን Yle ወኪሉ ዝተገብረ...