ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምሉኦም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ማእከላት መዳጎኒ ስደተኛታት ክዕጾ ጸዊዑ። እቲ ማእከላት፡ ስደተኛታት ንኽነብሩሉ ምቹእ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ልዕሊ 400 መንግስታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ከባቢ 600 ሽሕ ተመሃሮ፡ ‘ዲቪዛ’...
ህንዲ ንወርሒ ክትውንጭፋ ዘዳለወታ ካልኣይቲ መንኰርኮራ ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጸገማት ከም ዘቋረጸቶ ተገሊጹ። ትካል መደበር ጠፈር ህንዲ ኣብ...
ኣብ ኢጣልያ ደሴት ቺቺልያ ተደኲኑ ዝነበረ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ብወግዒ ከምእተዓጽወ ምንጭታት’ቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ኤውሮጳ...
ሰበስልጣን ሊብያ፡ ስደተኛታት ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብነፈርቲ ዝተደብደበን ኣብ ታጁራ ዝርከብን ቤት ማእሰርቲ ክወጽኡ ከም ዘፍቀዱ...
ስእነት ስራሕ ንምንካይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጻ ሰለስተ ዓመታት ክሳብ 200 ሽሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ናብ ኢማራት ዓረብ ንስራሕ...
ሰብ መዚ ሊብያ፡ ስደተኛታት ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብነፈርቲ ዝተደብደበን ኣብ ታጁራ ዝርከብን ቤት ማእሰርቲ ክወጽኡ ከምዘፍቀዱ...
በዓልቲ ቤት ልኡል ዱባይ ልእልቲ ሃያ ሑሴን ካብ ሰብኣያ ብምህዳም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ለንደን ተሓቢኣ ምህላዋ...
ፈይስ-ቡክ፡ ‘ሊብራ’ ዝተባህለ ሓድሽ ዲጂታላዊ ባጤራ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክዝርግሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ነዚ ባጤራ ክዝርግሕ...
ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ...