ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፡ ኣብ መበል 95 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ንሱ ብሕማም ምኽንያት ከም ዝሞተ ስድርኡ ንቢቢሲ...
ኣህጉራዊ ዜና
ትካላት ግብረስናይ ሽወደን (SIDA) ንውድብ ኣፍሪቃ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ደው የብሎ። ከቢድ ናይ ብልሽውና ምቅላዕ ድሕሪ ምግጣሙ...
ሎሚ ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ ሞንኮ ኣብ ዝተካየድ ምውዳቕ ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ 2019/20 ን 24 ጋንታታት ኣብ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ገጽ ዘዘልያ ካሜራታት ጽኑዕ እገዳ ኣንቢሩ ተባሂሉ። ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓንቲ ቤትትምህርቲ ሽወደን ሕጊ ምክልኻል...
ዴንማርክ ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ እገዳ ምትካኽ እኳ እንተተኣታተወት ዝያዳ ምጥባቕ ን ትግባረን ክህልዎ ሕቶታት ምህላዉ ተገሊጹ’ሎ። “ሰባት...
ኩባንያ ጉግል ብመንገዲ ስማርት ተሌፎናት ካብ ናይ ምልክት ቛንቛ ናብ ዝርርብ ዝቅይር ቴክኖሎጂ ከም ዝመሃዘ ይገልጽ ኣሎ።...
“ዝኾነ ናብ ሃገሩ እተመልሰ ሓታቲ ዕቚባ ኣብ ሃገሩ መኣጐጒቲ ኣጋጢምዎ ናይ ዕቚባ መሰል ሓቲቱ ክበሃል ኣይኽእልን እዩ”...
ፕረዚደንት ፈረንሳ[ይ] ኢማኑኤል ማክሮን፡ እዚ ኣብ ልዕሊ ኣግራብ ኣማዞን ዝበጽሕ ዘሎ ባርዕ ሓዊ፡ ‘ኩነኔ-ዓለም’ ኢሉዎ። ኣብ ኣኼባ...
ወተሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ክመርሕ ዝጸንሐ ሌተናል ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣብደልራህማን ኣል-ቡርሃን፡ ናይቲ ከም ብሓድሽ ዝተጠየሸ ሉኣላዊ...
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 170 ስደተኛታት ሒዛ ን ኣስታት ዕስራ መዓልታ ክትጽበ ዝጸንሔት መርከብ ሎሚ ናብ ወደብ...