ብመሰረት ሓበሬታ ዓለምዊ ማሕበራዊ ምንቅስቓስ (Global Social Mobility Index)፡ ሽወደን ኣብ መበል ራብዓይ ደረጃ ተሰሪዓ ከም እትርከብ...
ኣህጉራዊ ዜና
ሃገራት ሸንገን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚረን ዜጋታት እዘን ሃገራት ንዘይኰኑ በጻሕቲ ዝምልከት ኣብ ስርዓተ ቪዛ ገለ ለውጢታት...
ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዓመታት 60 ሃገራት ኣብ ተርታ መሃዝነት ብሉምበራ ዝተሰርዓ ኮይነን ኣብዚ ናይዚ ዓመት ምምዳብ እታ...
ኮሚሽነር ስደተኛታት ኣውሮጳ ንስደተኛታት ብፍላይ ድማ ነቶም ኣብ ቊጠባ ኣውሮጳ ኣስተዋጽኦ ዝገብሩ ዘለዉ ብጽቡቕ ክንቅበሎም ኣሎና። ኮሚሽነት...
ኣመሪካዊ ቢል ጌትስ፡ ማይክሮ ሶፍት ኮርፖረሽን ናይ ዝተባህለ ትካል ኣቦ-መንበርን ነዳፍን እዩ። ቢል ጌትስ ሓደ ካብ ናይ...
ጸጋማይ ሰልፊ ብዛዕባ ሰደድ ኣጽዋር ናብ ቱርኪ ኮነ ተባሂሉ ብመንግስቲ ግጉይ ሓበሬታ ክወሃቦም ጸኒሑ’ሎ ኢሉ ከም ዝኣምን...
ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሎሚ ትማሊ ንግሆ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ 10 ሽወደናውያን ተጓዓዝቲ ኣብ ኢራን ኣብ ዝተሓምሸሸት ነፍሪት...
ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ካናዳ ማርኮ መንደሲኖ እዩ ነዚ ውጥን ካናዳ ዕላዊ ጌሩ ዘሎ። ንሱ ብሰንኪ ምእራግ ወለዶን ትሑት...
ምስ ሊቨርፑል ኮይኑ ጽቡቅ ናይ ጸወታ ግዜ፡ዘሕልፍ ዘሎ ሰኔጋላዊ ሳዶ ማነ፡ንወዲ ጋንቱ ግብጻዊ ማሓመድ ሳላሕን፡ን ኣልጀራዊ ማህረዝ...
* ዘይብሱላት ደቀንስትዮ መደባተን ኣወንዚፈን ኣብ መደባት ካልኦት ሰባት ግዜአን ዘጥፍኣ እየን። ብሱላት ደቀንስትዮ ግና ናይ ገዛእ...