ኣህጉራዊ ዜና
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ካብ ረቡዕ 09/12/2020 ጀሚራ ኣደራሻት ሲነማ፡ ትያትራት፡ ቤት መግብታትን ባራትን ክትዓጹ ምዃና ማዕከናት ሓበሬታ ዴኒማርክ...
ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣብ 29 ታሕሳስ፡ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምጽዳቕ ቀዳማይ ውሳነ ከመሓላልፍ ትጽቢት ተጌሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብዛ...
ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብ ጽባሕ ዕለት 08/12/2020 ጀሚራ፡ ክታበት ጸረ ኮሮና ክትህብ ክትጅምር ምዃና ሓቢራ። ክታበት ጸረ ኮሮና...
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ጀርመን እትርከብ ከተማ ትሪር፡ ኣብ ኣጋር ዝንቀሳቐስሉ ቦታ፡ ብመኪና ምርጋጽ ዝተኻየደ ፍጻሜ፡ ክልተ ሰባት...
ኢንዱስትሪ መንገዲ ኣየር ሽወደን፡ ብለበዳ ኮሮና ብኸቢድ ስለዝተሃስየ፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ኩባንያ SAS ካብ ስርሖም ይመዛበሉ ምህላዎምን...