ጓል 31 ዓመት ስዑዳዊት ኣክቲቪስት ሰብኣዊ መሰላት ሉጃይን ኣልሓጥሉ ካብ 2018 ንደሓር ብመንግስቲ ስዑዲያ ተኣሲራ ድሕሪ ምጽናሕ...
ኣህጉራዊ ዜና
ካብቶም ብሰንኪ ግብረ ሽበራ ቦኮሓራም ካብ መረበቶም እተመዛሉ 103 ሽሕ ናይጀርያውያን እቶም 5 ሽሕ ናብ ዓዶም ክምለሱ...
ኣብ ጊኒ ድሕሪ 2016 ዛጊት ኣርባዕተ ሰባት ብሕማም ኢቦላ ምሟቶም ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር ብቐዳም ኣፍሊጡ። ሚኒስተር...
ወዲ 17 ዓመት ዳርዬስ ጃክሰን ተሌቪዥን እናተዓዘበ ጓል 22 ዓመት ኣማንዳ ጎርማን ነታ እንድይቦ ጎቦ ዘርእስታ ኣብ...
እቲ ንሱዳን ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ዝመርሐ መንግስቲ ኣልበሽር ብምፍራሱ ሱዳናውያን ዓብዪ ሓጎስ እኳ እንተተስምዖም እዚ ዴሞክራስያዊ ሰውራ...
ብብሕታ ኣብ ጋዜጠኝነት እትነጥፍ ሉሲ ካሳ ኣብታ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ መንበሪኣ እናሰርሐት ሰኑይ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሃገሩ ነቲ ምንቅስቓስ ሑቲ ግብረሽበራዊ እዩ ዝብል...
ኣብ መክሲኮ ተዓቚቦም ኣብ ምጽባይ ዝነበሩ ዓሰርተታት ሓተትቲ ዕቚባ ቀስ ብቐስ ናብ ኣመሪካ ከእቱ ምዃኑ ምምሕዳር ባይደን...
ምምጻእ ሓድሽ ኣፍሪቃዊ ጅር ቫይረስ ኮሮና ብመጽንር ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት እታ ኣህጒር ዘኸተሎ መጠን መልከፍትን ሞትን ዓብዪ...