ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነቲ ኣብ ሰሜን ዒራቕ ኣብ ልዕሊ ቱርካውያን ዝተፈጸመ ቅትለት ብትሪ ኰኒናቶ። ኣብዚ ሰሜናዊ ዒራቕ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ራብዓይ ርብዒ ዓመት 2020 ቊጠባ ጃፓን ዕቤት እኳ እንተርኣየ ምስቲ ወሪድዋ ዝጸንሐ ከቢድ ሃስያ ስለ ዘይወዳደር...
ኣብ ናይጀርያዊት ከተማ ኢባዳን ኣብ ዕሙር ዕዳጋ ብዘጋጠመ ዓሌታዊ ጎነጽ ብውሑዱ 10 ሰባት ከም ዝሞቱ ቢቢሲ ሓቢራ።...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ንክታበት ኣስትራ ዚንካ ብህጹጽ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ወሲኑ። እዚ ማለት ድማ፡ ኣብቲ ብዓለማዊ ውድብ...
ምስ ቀብሪ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ኔልሰን ማንዴላ ብዝተኣሳሰር 15 ሰባት ብዓሎቕ ክሲ ከም ዝቐርበሎም ተፈሊጡ። ካብዞም...
ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ካብቲ ኣዚዝዎ ዝነበረ 160 ሚልዮን ብልቃጥ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ናይ 150 ሚልዮን ተወሳኺ ብልቃጥ ክታበት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና፡ ንነዊሕ እዋን ተዓጽዮ ዝጸንሐ ጥፈታት ሃገሩ ንምኽፋት ዘኽእል...
ሓደ ናይ ግብጽን-ኣመሪካን ጉጅለ ኣብ ኣቢዶስ ዝተባህለ ግብጻዊ ምድረበዳ ኣርኪዮሎጂ ጥንታዊ መጽሞቒ ቢራ ብኹዕታ ምርካቦም ተገሊጹ። ኣብዚ...
መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ናብቲ ሃገር እናተመላለሱ ዝሰርሑ ውልቀሰባት፡ ዝተረረ ቀይድታት ኮሮና ኣጽኒዑ። እዞም ካብ ካልእ...