ኣብ 1970ታት፡ ስቴላ ኛንዚ፡ ህጻን እናሃለወት ንሳን ወለዳን ካብ ኢዲ ኣሚን ኣምሊጦም ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት...
ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ሶማል፡ ዕጡቓት ምልሻ፡ ኣብ ጥቓ ህንጻ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ መዓስከር መጥቃዕቲ ምፍጻሞም ገሊጹ። ሚኒስተር...
ኣብ ለካቲት 2011 ኣሽሓት ግብጻውያን ኣብ ካይሮ ኣደባባይ ታሕሪር ብምውጻእ ዴሞክራሲን ናጽነትን ከም ዝደልዩ ድምጾም ንመንግስቲ ኣስምዑ።...
ምክትል ፕረሲደንት፡ ርእሰ ምምሕዳር ዛንዚባር ታንዛንያ፡ ሰይፍ ሸሪፍ ሓማድ፡ ብቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምልካፉ ድሕሪ ሰለስተ ሳምንታት ምሟቱ...
ብርክት ዝበሉ ጋዜጠኛታት ኡጋንዳ፡ ብፖሊስ’ታ ሃገር ጉድኣት ከም ዝወረዶም ብምግላጽ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ...
ፖሊስ ማላዊ ኣብ መዓልቲ ፍቚራት ዕታር ዕንባባታት ብገንዘብ ንዝጠቕለሉ ዜጋታታ ኣሲራ። ስእሊ ናይቶም ብ 2000 ክዋቻ (ባጤራ...
ትማሊ ረቡዕ፡ መንግስቲ ሱዳን፡ ኣምባሳደራ ካብ ኢትዮጵያ ምስሓባ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ መንጐ ክልቲኣተን...
እቲ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ጅር ቫይረስ ኮሮና፡ ኣብ ጎረቤት ሃገር ዚምባብወ ብምስፍሕፋሕ፡ ንልዕሊ 60% ሕሙማት ኮሮና እታ...
ሓላፊ ፈደሬሽን ኲዕሶ እግሪ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ነበር፡ ፓትሪስ -ኤድዋርድ ንጋይሶና፡ ነቲ ኣብ ኣህጉራዊ መጋባእያ ገበነኛታት ዝቐረበሉ...