ኩባንያ መካይን ቮልክስዋገን፡ ንመጠን ብዝሒ ብኤሌክትሪክ ናይ ዝሰርሓ መካይን ኣመልኪቱ፡ ኣብ ዓመተ 2030፡ ክሳብ 35% ከፍሪ መዲብዎ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ጃንገበ፡ ናይጀርያ፡ ዞባ ዛምፋራ ተጨውየን ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ተፈትሓ፡ ስዒቡ፡ ሰለስተ ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም እዚ...
ሃገረ ሱዳን፡ ብረቡዕ ዕለት 03/03/2021፡ ብመንገድ ኮቫክስ ኣቢሉ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት ከምዝተቐበለት ቀዳማይ ሚኒስተር...
ኣብ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ልዕሊ ዲጄ ፍሬሽ፡ ከምኡውን ዩፎኒክ ክሲታት ጾታዊ ዓመጽ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ጾታዊ ምድፋር ኣብ...
ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ብናይ ዓመታት ኲናት ዝተሃስዩ ማሕበረሰብ፡ ኣመንቲ ክርስትና ሜሶፖታምያ፡ ክበጽሑ ምዃኖም ተፈሊጡ። ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ነቶም ብናይ...
ፕረሲደንት ሙሰቨኒ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኡጋንዳ ብዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ መንጎ ኡጋንዳን ኣሜሪካን ዘሎ ውጥረት...
ትማሊ ሓሙስ፡ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፡ ኤርትራ ካብ ትግራይ ብህጹጽ ክትወጽእ ጻዊዑ። ኤርትራ፡ ክሳብ...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ዝኾነ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት ንልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት...
ሊብያ፡ ንቅልውላው ስደተኛታት ንበይና ክትጾሮ ትኽእል ኣይኮነን ክብል ግዜያዊ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ድበይባ፡ ገሊጹ። ስርሒታት መድሓን...
ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ዓደን፡ ኣስገርቲ፡ ካብቶም ዘስግርዎም ዝነበሩ ሰባት፡ 80 ዝኾኑ፡ ናብ ባሕሪ ድሕሪ ምድርባዮም፡ ብውሑዱ 20...