ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ዓመተ 2020 ብግጭት ኣብ ዝሕመሳ ሃገራት ዝነብሩ፡...
ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፡ ኣብ ምዕራብ እታ ሃገር፡ ዞባ ዳርፎር፡ ግፍዕታት ብምፍጻሙ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተኸሲሱ ዝጸንሐ፡ መራሒ ሚሊሻ፡ ብምሕረት...
ኩሎም ኣሜርካውያን፡ ክሳብ 01 ግንቦት 2021 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ክታበት ኮሮና ንክረኽቡ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆ...
ንልዕሊ 11 መዓልታት ካብ መራኸቢ ብዙሃን ድሕሪ ምኽዋሉ ብዛዕባ ጥዕና ፕረሲደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፉሊ፡ ብዙሕ ሕቶታት ክለዓል...
ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ናይ ፕላስቲክ ጠያይትን ናይ ሓሶት ቦምብን ብምትኳስ ነቶም ተመሃሮ ንምብታን ምፍታኖም ቢቢሲ ኣብ ዘውጽኦ...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ክታበት ኣስትራ ዘኒካ ምጥቃም ን14 መዓልታት ከምዘቋረጸት ኣፍሊጣ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ ብዙሓት በዚ ክታበት...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግፍዒ፡ ዓለም ለኻዊ መርመራ ክካየደሉን፡ ሰራዊት ኤርትራ...
ኣብ ዓለምና፡ ዛጊት ኣብ መንግስቲን ሓገግቲ ኣካላትን ሰፊሕ ጾታዊ ኣድልዎ እኳ እንተ ሃለወ፡ ብዙሓት ደቀንስትዮ፡ ናብ ዝለዓለ...
ካብ ማእከል መፍረ ዘምለጡ ሓራግጽ ዞባ ምፑማላንጋ (ደቡብ ኣፍሪቃ) ንተቐማጦ ከተማ ሄዚቪው ዓብይ ስግኣት ፈጢሮም ኣለዉ ክትብል...