ሃገረ ኬንያ፡ ኣብቲ ሎሚ ምስ ሃገረ ሶማል፡ ዘለዋ ምስሕሓብ ማያዊ ዶባት፡ ኣመልኪቱ ዝካየድ ኣኼባ ኣህጒራዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት...
ኣህጉራዊ ዜና
ሃገረ ሶማል፡ 300 ሽሕ ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ከምዝተቐበለት ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሰራሕተኛታት...
ዓዲ ጥልያን፡ ስጳኛ፡ ፈረንሳይን ጀርመንን፡ ንሩስያዊ ክታበት ስፑትኒክ ቪ፡ ኣብ ሃገረን ንኸፍርየኦ ስምምዕ ከምዝኸተማ ካብ ሩስያዊ ቤት...
ኣባላት ናይጀርያዊ ጒጅለ ሙዚቃ ኣፍሮቢት ቡርና ቦይን ዊዝኪድን፡ ናይ 2021 ተሸለምቲ ግራሚስ ኮይኖም ኣለዉ። ቡርና ቦይ (burna...
ዝመጽእ 21 መጋቢት ዛጊት ዝዓበየ ምዃኑ እተነግረሉ ጠፈር እምኒ (ኣስትሮይድ) ካብ ምድሪ 2 ሚልዮን ኪሎሜትር ጥራይ ተፈንቲቱ...
ኢራን: ምስ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝመደብሩ ኢራናዊ ሙዚቀኛ ምትእስሳር ዘለዎም ብርክት ዝበሉ ኣፍረይቲ ሙዚቃ ብሓሙስ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ...
ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ፡ ንትሕተ ዕድመ ጓለንስተይቲ ብምዕማጹ፡ ን7 ዓመታት ማእሰርቲ ከም እተፈርደ ድምጺ ኣመሪካ ገሊጻ። ኣብ ደቡብ...
ዋይት ሃውስ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ዘስካሕክሕ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምሉእ ምጽራይ ዘካይድ ናጻ ኣካል ክኣቱ ከም እትደሊ...
ሃገረ ጣልያን፡ ኣብ እዋን በዓል ፋሲካ፡ ምሉእ መስርሕ ዕጽዋ ክተካይድ ምውሳና፡ ንማዕከን ዜና ሮይተርስ ብምጥቃስ፡ ተተ ሓቢሩ።...