ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካኢት ቤተክርስትያን ኣብ Qዛ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፥ ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ እስራኤላውያን...
ኣህጉራዊ ዜና
ከተማ ሄልሲንኪ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝዘርገሐቶ ደሞግራፍያዊ ትንበያ፥ ብዝሒ ህዝቢ እታ ከተማ ኣብ መወዳእታ 2022 ካብ ዝነበሮ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ሄልሲንኪ ኣብ ሓፈሻዊ ደረጃ ትምህርቲ ህዝባ ርኡይ ወሰኽ ብምርኣያ፡ ልዑል መጠን ምሁር ዓቕሚ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ሓድሽ ስምምዕ ጒዳይ ስደተኛታት ከም ዝሰማምዕ ገሊጹ። ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ እቲ ስምምዕ፡ ንሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ...
ፓርላማ ፈረንሳ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ፖለቲካዊ ክርክር ንፖሊሲ ኢሚግሬሽን ፈረንሳ ዘትርር ሕጊ ኣጽዲቑ። እቲ ዝተመሓየሸ እማመ ብኽልቲኡ...
መንግስቲ ኖርወይ ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ ልዕሊ ተወሳኺት መርከብ ኖርወይ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምብጽሑ ፡ መኮንናት ሓይሊ ባሕሪ...
ባይቶ ፊንላንድ ንሽቕለት ኣልቦነት ዝጸሉ ተኸታታሊ ጽገናታት ኣጽዲቑ፡፡ እዚ ድማ ኣብ ምሉእ 2024 ክዝርጋሕ እዩ። እዚ ለውጥታት፡...
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ መሰረት ዘይብሉ ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘቕረቡ ሰባት ዶብ ሰጊሮም መታን ከይንቀሳቐሱ ሰብመዚ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ...
ሓደ ንገዛእ ርእሱ ብራዚላዊ ጆሴ ኣሲስ ጂያማርያ ኢሉ ዝጽውዕ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ትሮምሶ ኣብ ዝርከብ ኖርወይ’ስ ኣርክቲክ ዩኒቨርሲቲ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ቀዳማይ ሚኒስተር ላቲቭያ ነበርን ክሪሽያኒስ ካሪንሽ ሎሚ ኣብ ስቶክሆልም ዑደት ብምግባር ምስ ሽወደናዊ መዘንኡ...