ሓደ ካብ ዓበይቲ ከዋኽብቲ ተጻወትቲ ኲዕሶ እግሪ ምዃኑ ዝንገረሉ ጀርመናዊ ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድሚኡ...
ኣህጉራዊ ዜና
ዋጋታት ሃለኽቲ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ብ 2.9% ከምዝወሰኸን፡ እዚ ድማ ነቲ ብ 20 ሃገራት ዝቖመ ገንዘባዊ ሕብረት...
መስራቲ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ዓለም ምዃኑ ዝንገረሉ ናይጀርያዊ ቲቢ ጆሹዋ ሰፊሕ ምግሃስ መሰልን ጾታዊ...
ኣብ መንጎ ፊንላንድን ኣመሪካን ዘሎ ንግዳዊ ሽርክነት እናዓበየ ይኸይድ ምህላዉ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብጉምሩክ ፊንላንድ ዝተገብረ መጽናዕቲ...
ኣብ ሰሜን ኖርወይ ኣብ ኣትርከብ ኣውራጃ ኖርላንድ ትማሊ ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ዝተኽስተ ቅትለት ስድራቤት ዓብዪ ስንባደ...
ኣብ 2024 ጡረተኛታት ፊንላንድ ናይ ምዕዳግ ዓቕሞም ዓቢ ወሰኽ ክረኢ እዩ ክብል “ማሕበር ከፈልቲ ግብሪ ፊንላንድ” ሓቢሩ።...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ነቲ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ዘሎ ኲናት ብግልጺ ከይጠቐሰ፡ ኣብ ናይ ሓድሽ ዓመት መደረኡ...
ሃንዳሲ ዘመናዊ ሕብረት ኤውሮጳ ተባሂሉ ዝፍለጥ ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ነበር ጃክ ደሎርስ – – ኣብ መበል 98...
ኣብ ባይቶ ቱርክ እትርከብ ኮሚተ ድሕሪ ዝገበረቶ ውሳነ፥ ሽወደን ኣብ መስርሕ ምጽንባር ኔቶ ዝጸንሓ ሓደ ዕንቅፋት ምእላያ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶር፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ቓዛ እተካይዶ ዘላ ደብዳብ ዝሃቦ ነቐፌታ ኣጽንኦት ብምሃብ...