ኬንያ: ኣብ ዓለምና ዝሰፍሐ ምዃኑ እተነግረሉ ምቚጻር እንስሳ ዘገዳም ከም ዘሳለጠት ተገሊጹ። ኣብ ኬንያ: ዓሌቶም ኣብ ሓደጋ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ዓመተ 1979 ብባህርያዊ ሓደጋ ካብ ገጽ ምድሪ: ዝጠፍአት ከተማ ፖምፔይ: ዕሙር ባህላዊ ህይወት ከም ዝነበራ ዝምስክር...
ጨቓዊት መንካዕ: ልክዕ ከም ዕሸል ሰብ ዝመስል ቋንቋ ከም ዝጥቀማ: ኣብ ሃገረ ኮስታሪካ ኣብ ልዕሊ ሰፈር መንካዕ...
ጃፓናዊ ኮኾብ ተዋሳኣይ: ሶኒ ቺባ: ኣብ መበል 82 ዓመት ዕድሚኡ: ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና: ምሟቱ ተገሊጹ። ቺባ: ብፍላይ...
ኲሎም መምርሒታት ለበዳ ካብ ዝለዓሉ: ወርሒ እኳ እንተመልኡ: ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘሎ መኽሰብ ሲነማታት ምስ ግዜያት ቅድሚ...
ፕረሲደንት G-20 ዝኾነት ኢጣልያ: ኣብ ጒዳይ ኣፍጋኒስታን: ናይ ህጹጽ እዋን ጒባኤ ክካየድ ሓቲታ። ቀዳማይ ሚኒስተር: ማርዮ ድራጊ:...
ካብ ወርሒ ግንቦት፤ ንደሓር ዋጋታት ነዳዲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዝርከቡ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
. መንገድታት ኣየር ኣውስትራልያ: Quantas: ከምኡውን Cathy Pacific: ሰራሕተኛታተን ክቱባት ንክኾኑ ጠለብ ከም ዘቕረባን ነዚ ስዒቡ ድማ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ጀርመን: ንቤኣት ትሸፐ (Beate Zschäpe): ዝተባህለት ናዚስት: ንሕልፈት ከም ዝፈረዳ ገሊጹ ክብል ማዕከን...