ኣብ 2015: ኣብ መንጐ ኢራንን ሽዱሽተ ሃገራትን ንዝተኸተመ ውዕል ኑክሌር ንምብርባር ዝዓለመ ዘተ: ኣብዚ ወርሒ ክበራበር እዩ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ዓለምና ከሰል ብብዝሒ ካብ ዝጥቀማ ሃገራት ዝኾና ፖላንድ፥ ቬትናምን ቺለን ሓዊስካ 190 ሃገራትን ውድባትን ነዚ ኣገባብ...
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያ ዝጸዓኖ እገዳታት ከልዕል: ጎረባብቲ ሰሜን ኮርያ ዝኾና ሩስያን...
ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ንኸገልግል፡ ንፍርያት ህንዳዊ ኩባንያ ባሃራታ ቢዮቴክ ዝኾነ ክታበት ኮቫክሲን፡...
90 ዝኾና ሃገራት ዓለምና፡ ነቲ ኣብ ምልዋጥ ክሊማን ዋዒን ዓለምና ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ ዝበለኦ ምፍናው ሚቴይን ዝተባህለ...
ሰራዊት ትግራይ ንስትራተጂያዊ ኣገዳስነት ዘለዋ ከተማ ድሕሪ ምቊጽጻሩ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ እጹጽ እዋን ሓደጋ ምእዋጁ ተፈሊጡ ክብል...
ህንዲ ኣብ ዓመተ 2070፡ መጠን እትፍንዎ መጠን ካርቦን ናብ ዜሮ ንምውራድ ትሰርሕ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ፡ ናሬንድራ...
ኣብ ጒባኤ COP 26፡ ልዕሊ 100 መራሕቲ ዓለም ኣብ ዓመተ 2030፡ ምብራስ ኣግራብ ደው ምባልን ዳግመ ምግራብ...
ቡልጋርያ፡ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክኣትዉ ዝደልዩ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ 350 ወተሃደራት ናብቲ ምስ ቱርኪ ዘዳውባ ከባቢ ኣዋፊራ ምህላዋ...
ኣብታ ዝዓበየት ከተማ ናይጀርያ ዝኾነት ሌጎስ፡ 21 ደርቢ ዘለዎ ህንጻ ብምፍራሱ፡ ብውሕዱ 6 ሰባት ምሟቶምን 100 ዝኾኑ...