ትማሊ ረቡዕ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ልምምድ “ሲኮርስኪ ኤስ-92” ዝዓይነታ ሄሊኮፕተር ድሕሪ ምውዳቓ፡ ናብ ሰሜናዊ ባሕሪ ዝርከብ ትካላት...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ደቡብ ሽወደን ዝርከብ ትሕተ-ምድራዊ ዕቋር ማይ ክሳብ ኣፉ ምሉእ ምዃኑ ካብ ጂኦሎጂካዊ ዳህሳስ ሽወደን ዝወጸ ሓድሽ...
ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ እዋን ምሉእ ወራር ሩስያ 31 ሽሕ ወተሃደራት ዩክሬን ከምዝተቐትሉ ገሊጹ። ይዂንምበር እዚ ንወተሃደራዊ ውጥን...
ልዕሊ ፍርቂ ካብ ኖርወጃውያን፡ ንካልኦት ብሄራት ዘነኣእስ ቃላት ዝመመለዪኡ “ዓሌትነት መዓልታዊ” ብሰፊሑ ከም ዝዕዘቡ ሓደ ዳህሳስ ኣመልኪቱ።...
ሬሳ ሩስያዊ መራሒ ተቓዋሚ ኣሌክሲ ናቫልኒ ናብ ኣዲኡ ከምዝተመለሰ ወሃቢት ቃሉ ገሊጻ። ኪራ ያርሚሽ ኣብ ኤክስ ኣብ...
ኖርወይ ን ዓመተ 2024 ብወግዓዊ ብዝሒ ህዝቢ 5,550,203 ከም ዘጀመረቶ ተፈሊጡ። እዚ ካብ’ቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ...
ኣብ ጽላት ህንጻ ፊንላንድ ዘሎ ብጽሒት ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ርኡይ ወሰኽ ከምዘርኣየ፥ ኣብ ቀረባ እዋን...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኖርወይ፡ ልዕሊ 20 ምስ ኖርወይ ሕጋዊ ርክብ ዘለዎም ኖርወጃውያንን ፍልስጤማውያንን ክሳብ ሕጂ ካብታ ብኲናት...
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንመዘንኡ ዩክሬናዊ ፕረሲደንት ናይ 60 ቢልዮን ዶላር ወተሃደራዊ ሓገዝ ኣብ ቀረባ እዋን ከም...
በዳሂ ኩነታት ኣየርን ኣድማታት ህዝባዊ መጓዓዝያን ተደሚሮም፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ደቡባዊ ክፋላት ፊንላንድ ንዝርከቡ ተጓዓዝቲ ሽግር ምፍጣሮም...