ቻንስለር ሃገረ ኦስትርያ፡ ኣሌክሳንደር ሻለንበርግ፡ ን ቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ክታበት ኮቪድ 19 ምውሳድ እንተደሊኻ እትገድፎ ዘይኮነ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ሓንቲ ኡፐርናቪክ ዝተባህለት ግሪንላንዳዊት ከተማ፡ ሓደ ሽማግለ፡ ብሕማም ኮቪድ-19 ዘስዓቦ ጥዕናዊ ሕልኽላኻት ከምዝሞተን፡ እዚ ድማ፡ ብሰንኪ...
ብቐዳም፡ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ 420 ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ዘጋጠሞም ሓደገኛ ኩነታት ባሕሪ ናይ ርድኡና...
ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ መንግስቲ ጣሊባን ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ከልኪሉ’ሎ። ብዘይካዚ ደቀንስትዮ ጋዜጠኛታትን ኣቕረብቲን ተሌቪዥን እታ...
ቻይናዊት ተጻዋቲት ተኒስ: ፔንግ ሹዋይ: ትማል ሰንበት ኣብ ዝለኣኸቶ ናይ ቪድዮ ሓበሬታ: ኣብ ጽቡቕ ኲነታት ምህላዋ ምግላጻ:...
እቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ ምስ ወጣኒ እቲ ዕልዋ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፡ ዓብደልፋታሕ...
ኣብ ከተማ ዋውከሻ፡ ምዕራብ ሚልዋኪ፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 4:40 ድ.ቀ.፡ ሓደ በዓል SUV ዝዓይነታ መኪና፡ ናብቶም ክሪስማስ...
ናይ ቀደም ፕረዚደንት ሃገረ ጆርጅያ፡ ሚኻኤል ሳካሽቪሊ፡ ካብ ሃገረ ዩክሬን ናብ ሃገሩ ምስ ተመልሰ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ካብ ሰኑይ ጀሚራ፡ ሃገረ ኦስትርያ፡ ኣብ ልዕሊ ዘይተኸትቡ ሰባት፡ ካብ ገዛ ንኸይወጹ ዝግድድ ሓድሽ መምርሒ ከምዘመሓላለፈት ብመንገዲ...
ቅትለት ናይቲ ውሩይ ተጣባቓይ ሲቪላዊ መሰላት፡ ማልኮም ኤክስ፡ ልዕሊ 50 ዓመታት ኣቑጺሩ እኳ እንተሃለወ፡ ኣብቲ ሽዑ እዋን...