ካል ማሕበራዊ ውሕስነት ሽወደን ማለት ፎርሸክሪንካስሳን፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ንደሞዝ ናይ ዝኸፈሎ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ክሮኖር...
ቁጠባ
ሰልፊ ክሪስ ዲሞክራተና፡ ነቲ መስርሕ ምትሕውዋስ ናይ ባዮፉውል ምስ ናፍታ ዝምልከት ረቛሒታት ክንክዮ ድሌት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ...
ኣብ እንዳ መዐደሊ ነዳዲ፡ ኣለው ዝተባህሉ ነጋዶ፡ ዝርዝር ዋጋታት ናይቲ ዝሸጡዎ ቤንዚንን ናፍታን ይውስኹ ምህላዎም ተፈሊጡ ክብል...
ሕጂ እቶም ቀንዲ ሰንሰለታት ነዳዲ ከም እንደገና ይውስኹ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፡፡ ንኣብነት፡ ብሰኑይ OKQ8 ዋጋ በንዚን ብ20...
ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ብዝሒ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 374,497 በጺሑ ምህላዉን፡ ምስ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ...
ብርክት ዝበላ ናይ ምምሕዳር ዞባታት እቲ መልከፈቲ እንዳተ ኣስፋሕፈሐ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ ኩነታት፡ ነቶም ናይ ኮቪድ-19 መርመራታት...
ኣብ ሄሰልሆልም ዝርከብ Bergendahls Food ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኩባንያ ዝርከቡ 130 ዝኾኑ ሰባት ዘሰንብድ መልእኽቲ ብዘይተጸበዩዎ መንገዲ ኣቢሉ...
ብመሰረት ካብ ኣፈናዊ መሐበሪ ስታትስቲክስ ሽወደን ዝተረኽበ ጸብጻብ፡ ኣብ ሽወደን ዘሎ ሓፈሻዊ ዘቤታዊ ፍርያት ማለት GDP ምስቲ...