ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋታት መግቢ ቆንስላት ምምሕዳራት ከተማ ስርሒታተን ብግቡእ ከየካይዳ ብኣሉታ ይጽለዋ ምህላወን ተገሊጹ። ንኣብያተ ትምህርቲ፡ መእለዪ...
ቁጠባ
ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ቅልውላው ዘስዓቦ ናህሪ ዋጋ ጋዝ ኣብ ቀረባ ግዜያት ምውሳኽ ዋጋታት መግቢን ዝቕባበን ከኸትል ከም...
ኣብ ሻብዓይ ሰሙን ዋጋ ፍሬሽ ሳልሞን ን ኪሎ 87.60 ክሮና ኖርዌይ ምንባሩን ምስታ ቅድሜኣ ዝነበረት ሰሙን እንክነጻጸር...
ኮንፈደሬሽን ሞያተኛታት ኖርወይ ኣባላቱ ናብ 390000 ምዕባዩን 8500 ካብዚኣቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ እተጸንበሩን ምዃኖም ተገሊጺ። ዝበዝሐ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ሰደድ ኖርወይ ብ 91.8 ቢልዮን ብምውሳኽ ካብቲ ኣብ ተመሳሳሊ ወርሒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት...
መንግስቲ ምስቲ ኣብ ሪክስዳግ ዘለዉ ሰልፍታትን ምስ ሃገራዊ ማሕበር ሓረስቶትን ብተደጋጋሚ ክሕተት ዝጸንሐ ህጹጽ ሓገዝ ከምኡ እዉን...
ሰራዊት ሩስያ ናብ ዶብ ዩክሬይን ብምጽግዑ ኣህጒራዊ ወጥሪ ተኸሲትሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን ሚኒስተር ኣህጒራዊ ልምዓትን ምትሕብባርን ሽወደን...
እቲ ካብ ስራሕ ናይ ዝተረፍካዮ ክፍሊት እንደገና ንኽተኣታቶ ብባይቶ ሽወደን ከምዝጸደቐ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
መንግስቲ፡ ነቲ ናይ መልከፍቲ እዋን ብዝምልከት ንተወሳኺን ንዝተፈላለዩ ባህላዊን ካልኦት ንጥፈታትን ዝግበር ሓገዝ ዘለው ሕግታት ክልውጦም መጸዋዕታ...