ሓሙሽተ ሰበ – ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ የመን ተጨውዮም፣ ክብል ግልጋሎት ዜና ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት...
ሓደጋ
ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ዜጋታቱ ካብ ዩክሬይን ክወጹ ጸዊዑ። ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኪዬቭ ሽወደናውያን ብህጹጽ ካብታ ሃገር...
ድሕሪ እቲ ብሰንኪ ለበዳ ተነቢሩ ዝነበረ ኩሉ ቀይድታት ምልዓሉ እቲ ህይወት ኣብያተ ጽሕፈት፣ ከምቲ ቕድሚ እቲ ለብዒ...
ኣብ ዶባ ተኸሲቱ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላው ኣመልኪታ ምስ ሩስያን ካልኦት ወሰንቲ ኣባላት ጒጅለ ጸጥታ ኣውሮጳን ርክባት ክግበር...
ኣብ ቡስከሩድ፥ ኦስሎ፥ ኣኸርሹስ፥ ኦፕላንድ፥ ሄድማርክ ከምኡውን ገለ ክፋላት ተለማርክ ክሳብ 25 ሰንቲሜትር ዝኸውን ርጒዲ ዘለዎ ውርጪ...
ዜጋታት ሽወደን ዘይኮኑን ብገበኖም ዝተፈርዱን ሰባት ብቐሊሉ ንምስጋጒ ዘኽእል እማመ ብመንግስቲ ቀሪቡ። ሚኒስተር ምውህሃድን ስደትን ኣንድረ...
ኣብ ላንድቨተር ሓደ ወዲ 5 ዓመት ሰብኣይ ንሓደ ወዲ 30 ዓመት ብተኹሲ ብረት ዝፈጸመሉ መጥቃዕቲ ብናይ ኣርባዕተ...
ኣብ ርእሰ ከተማ ኮንጎ ኪንሻሳ (DR Congo) ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብሰንኪ ዝወደቐ ገመድ ኤሌክትሪክ፡ ብውሕዱ 26 ሰባት...
ኣብ ኡጋንዳ፡ ናብ መካነ እንስሳ ዘገዳም ምብጻሕ ዝፍጽም ዝነበረ ቱሪስት፡ ካብ መኪናኡ ብምውራዱ ብሓርማዝ ተረጊጹ ህይወቱ ከም...
ኣብ ስታድዬም ካሜሩን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ፡ ብውሕዱ 8 ሰባት ምሟቶምን ብዓሰርተታት ዝቚጽሩ...