ክብሪ መነባብሮ እኳ እንተተኸስተ፡ ናይ ኣታዊ ሓገዝ እናተገብረሎም ዝናበሩ ሰባት ግና ብቚጽሪ እናጎደሉ ምምጽኦም ተገሊጹ። እዚ ቊጽሪ፡...
ሃገራዊ ዜና
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ከተካይዶ ዝጸንሐት ኣገባብ ስለያ ብምቕያር፡ ብሓድሽ መልክዕ ትንቀሳቐስ ምህላዋ፡ ኣገልግሎት ድሕነት ሽወደን (Säpo)...
ን ሕጊ ፍቓድ ትልሂት ክስርዝ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን ኣፍሊጡ። እዚ ሕጊ ካብ 1950ታት ኣትሒዙ ኣብ ትግባረ ዝጸንሐ...
ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ዝቕባበ ናብ 10.2% ክብ ኢሉ ምንባሩ ዝሓለፈ ዓርቢ ብስታቲስቲክስ ሽወደን ዝወጸ...
ኣፈ ጒባኤ ባይቶ ቱርክ፡ ንመዘናኡ ሽወደናዊ ኣንደርሽ ኖርላን ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ንኣንካራ ክበጽሕ ዝገበረሉ ዕድመ ሰሪዝዎ። እዚ...
ኲሎም ኣባላት ኮሚሽን ኣውሮጳ፡ ከምኡ’ውን መላእ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ሰሚናዊ ጫፍ ሽወደን ኣብ እትርከብ ከተማ ኪሩና ናይ...
ውድብ መሰል ህጻናት “ብሪስ”፡ ኣብ እዋን ልደት ዝለዓለ መጠን ናይ ርድኡኒ ጻውዒት ከም እተቐበለ ገሊጹ። ዝበዝሐ ካብዚ...
ሽወደን፡ ኣባል ኔቶ ንምዃን ምስ ቱርክ እትገብሮ ዘላ ናይ ምቅርራብ ኣገባብ፡ ብ ውድብ “ኣህጒራዊ ሰብኣዊ መሰላት” ከምኡ’ውን...
ሰልፊ ማእከላይ፡ ብ ኮሚተኡ ኣቢሉ ሙሓረም ደሚሮክ ክመርሖ ምሕጻዩ ከም ዘሐጎሶም፡ ነባራት ፖለቲከኛታት እቲ ውድብ ን ሬድዮ...
ጒጅለ ተለኮም “ኤሪክሰን”፡ ን ግብረሽበራዊ ውድብ ዳዕሽ ሂብዎ ተባሂሉ ዝጥርጠር ጉቦ ኣመልኪቱ፡ 2.3 ቢልዮን ክሮና መቕጻዕቲ ንኣመሪካ...