ወለዲ ንደቆም ጸረ Covid-19 ሕጂ ከኽትቡ ከም ዝኽእሉ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያትን ህዝባዊ ጥዕናን ጃኮብ ፎርስሜድ ንሬድዮ ሽወደን...
ሃገራዊ ዜና
ኩለን ዞባታት ሽወደን ወፍሪ ክታበት ቀውዒ Covid-19 ጀሚረን። እቲ ክታበት ካብ ሓደስቲ ጅራት እቲ ቫይረስ ዝሓሸ መከላኸሊ...
ንገለ ኣዋርሕ ደው ኢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዋጋ መግቢ ኣብ ሽወደን መሊሱ ይውስኽ ኣሎ። ዋጋታት...
ኣመሓደርቲ ሰልፍታት እንተላይ ሰልፊ ዲሞክራትና፥ ፍቓድ መንበሪ ንምስራዝ ዝያዳ ተኽእሎታት ክህሉ ጸዊዐን። እዘን ውድባት ነዚ ጠለብ ዘቕርባ...
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ወጻእተኛታት ተማሃሮን ተመራመርትን ብዙሕ ግዜ ናይ ባንክ ሕሳብ ከም ዝኽልከሉ ብቤት ምኽሪ ላዕለዋይ ትምህርቲ...
ሓድሽ ሕጊ ፍቓድ ስራሕ፡ ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ንዘይኮኑን ኣብ ሽወደን ክጸንሑ ዝደልዩን ካብ መጭበርበርቲ ከምዘይከላኸል ማሕበራት ንኣገግሎት...
ምስ ምውሳኽ ደረጃ ስግኣታት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ፖሊስ ሽወደን ኣብ “ዓበይቲ ኣጋጣሚታት” ቦርስታት ከይተሓዙ ጊዶም ኣለዉ። እቲ እገዳ...
ኣብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ቁጽሪ መልከፍቲ Covid ብ 50% ወሲኹ፡፡ በዚ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ሆስፒታል...
ድሕሪ ናይ 140 ዓመታት ናይ መወዳእታ እኹብ ጥራዝ ኣካዳሚ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ንኽሕተም ተላኢኹ። “ ምዝዛሙ ዝህበካ...
11 ሕሙማት ብኮቪድ-19 ተጠቒዖም ኣብ ሆስፒታል ስከለፍትዮ ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ። በዚ ድማ እቲ ሆስፒታል ኣብ በጻሕቲ ኣዝማድ...