ኣብ ጒዳይ ምቕያር ስራሕ” ክኢላታት ሰብ ሞያ” ከምኡ”ውን” “ክኢላዊ ሽቕለት” ዘተኰረ ሕጊ ኣብ 2021 ተግባራዊ ክኸውን እዩ...
ሃገራዊ ዜና
ቦርድ ስደተኛታት ሽወደን እንዳ ሻት ኣብ ጒዳይ ምብራሮም ምስቲ በዓልመዚ ክተሓጋገዙ እዮም ኢሉ ስለዘይሓስብ ንዓመት ናብ ሸንገን...
ትካል ክንክን ጥዕና Sodersjukhuset ኣብ ክረምቲ 2018 ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ሓደጋ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሙ ንዝበለቶ ዶክተር ካብ...
ኣብ ሞታላ (Motala) ካብ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ብቕትለት በዓልቲ ቤቱ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣቦ ክሲ ተኸፊትሉ’ሎ። ሕዳር 8...
ፊንላንድ ዝመጽእ ክረምቲ ስልጣን ፕረሲደንትነት ኣውሮጳዊ ሕብረት ቅድሚ ምርካባ ሽወደንን ፊንላንድን ምስ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ዘለወን ምትሕግጋዝ...
ሓደ ናይ ተሌቪዥን ፕሮግራም ሚእቲ ሰባት ብፖሊስ ሽወደን ዓሌታዊ ተግባራት ኣብ ልዕሊኦም ምፍጻሙ ቃልዕ ጌራ። ፖሊስ ሽወደን...
ቤትጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት (Arbetsförmedlingen) ንኣሽሓት ሰራሕተኛታቱ ካብ ኣገልግሎት ከሰናብቶም እዩ ይበሃል ኣሎ። ረቡዕ ንግሆ ን 4400 ሰራሕተኛታት...
ማሕበር ሸቀልቲ ህዝባዊ ጽላት ኣብ ልዕሊ ቤትጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት (Arbetsförmedlingen) ክተኣታቶ እዩ ንዝተባህለ ጽንኩር ለውጢታት ነቒፍዎ። ቤትጽሕፈት...
ፖሊስ ሽወደን ሕማቕ ኲነታት ኣየር ብሰሉስ ንግሆ ን17 ሓደጋታት ምኽንያት ምዃኑ ገሊጾም። ትማሊ ጥቓ ኡፕሳላ ብዘጋጠመ ዘሰክሕ...
መንግስቲ፡ ሓገግቲ ኣካላት ሽወደን ብዛዕባ ግብረሽበራ ዝምልከት ዘለዎም ሕጋዊ ትሕዝቶ ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብዚ ሰሙን ርእይቶ ክህበሉ እዩ...