ዳይረክተር ጀነራል ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን ሚካኤል ረብነቪክ ኣብ ሶርያ ዘሎ ናይ ጸጥታ ኲነታት ደጊሙ የጽንዖ ምህላዉን እዚ...
ሃገራዊ ዜና
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ብ ሰነ 17 ኣብ መርበብ ሓበሬቱኡ ኣብ ዝለጠፎ ምልክታ ንዜግነት ዘመልክቱ ሰባት እቲ በዓል...
ንወጻኢ ዝጐዓዙ ሽወደናውያን ብሕማም ኣእምሮን ስነልቦናን ይጥቅዑ ምህላዎም ሚኒስተር ንኤምባሲታት ሽወደን ብምጥቃስ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሓቢሩ። እቲ...
ትሑት ኣታዊ ወይ ድኻታት ዝኾኑን ብሓገዝ ዝነብሩ ጥሮተኛታት ኣብ ውሽጢ ምስ ዝሓለፍ 15 ዓመታት ብምንጽጻር ብዕጽፈ ከምዝወሰኸ...
ሓድሽ ሕጊ ክራይን ጽልዋኡን ኣብ ትሑት ዝኣታዊኦም ዜጋታት ጽልውኡ ዓቢ ሙዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ሽወደን ኣብ ክራይ ዝወጸ...
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ኣብሓምለ 11 ሽሕ ናይ መንበሪ ፍቓድ ክህብ ከሎ ኣስታት1000 ካብዚኣቶም ንደለይቲ ዕቚባ ዝሓተቱ እዮም። ኣብዛ...
ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ኣዛውንቲ ናይ 1.5 ሚልዮን ክሮነር ምጥፍፋእ ተፈጺሙ ተባሂሉ። ኣብ ኦስቶርሽን ዝቕመጡ ኣርባዕተ ኣዛውንቲ ፋይናንሳዊ...
ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ሩስያ ፒተር ኤሪክሰን ሃገሩ ምስ ኢራን ዝጸንሓ ንግዳዊ ርክብ ክትቅጽለሉ ድሌታ ምዃኑብ ፋይናንሳዊ ጒዳያት...
ድሕሪ ምጅማር እዚ ሓድሽ ሚለንየም ሽወደናውያን ኣብ ታሪኾም ዝበዝሐ ኣታዊ ከምጽኡ ምኽኣሎምን እቲ ኣብታ ሃገር ዝነበረ ጋግ...
ኣብ ቆልዑን ስድራቤትን ዝግበር ወጻኢ መንግስቲ 97 ቢልዮን ክሮነር ክበጽሕ እዩ ተባሂሉ። ብመሰረት ጸብጻባት ፎርሳክሪንግስካሳን ኣብ ናይ...