ሰልፊታት ጸጋምን ስቫርያ ዴሞክራትን ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ሸፈነን ጸብጻብን ይረኽባ ምህላወን ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። እዘን ኣብ ክልተ ጫፋት...
ሃገራዊ ዜና
ኲባንያ መፍረ መካይን ቮልቮ ሰራሕተኛታቱ ካብ ሽወደን ንቻይና ዝገብርዎ ጒዕዞ ክእግድ እዩ ተባሂሉ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ድሕሪ...
ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ን400 መንበሪ ፍቓድ ዝረኸቡ ስደተኛታት ከንሶም ኣብቲ ናይ መጻንሒ ኣባይቲ ክነብሩ ዝጸንሑ ስደተኛታት...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ንኹሎም ሽወደናውያን ናብ ቻይና ብፍላይ ድማ ናብቲ ክሮና ቫይረስ ተዘርጊሑሉ ዘሎ፡ ከተማ ዎሃንን ምምሕዳር...
ኣብ 2019 ኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደን 36, 692 ፍቓድ መዘወሪ መኪና ክሕደግህ ምግባሩ፥ እዚ ድማ ምስ ናይ ዓመተ...
ሰበ ስልጣን ጥዕና ማልሞ፡ ንክልተ በቲ ኣብ ቻይና ዝጀመረ፡ ክሮና ቫይረስ፡ ተለኺፎም ንኸይኮኑ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ሆስፒታል...
ብርኪ ስቶክሆልም ብምኽንያት ድኹም ፋይናንሳዊ ውጽኢታትን ዝተሓተ ኣታዊን ምንቊልቋሉ ይግለጽ ኣሎ።፡ እዚ ብርኪ እቲ ኲባንያ ኣብ ዝሓለፈ...
ሽወደን ጠገለ ዘይብሉ ምግፋፍ ዓሳ ሽሪምፕ ደረት ክትገብረሉ ከም ዝወሰነት፡ እንተኾነ ግና ኢንዱስትሪ ዓሳ በዚ ከም ዘይተሓጐሰ...
ኣብ ስቶክሆልም 32 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ዝተገብረሉ ምስፋሕ ትሕተ ምድራዊ ስርዓት ከም እተነጽፈ ተገሊጹ። እዚ ኣዝዩ ልምዓታዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 250 ነትጒ ኣጋጢሙ ነይሩ፡ እቶም ገበነኛታት ግን 7 ጥራይ ነይሮም ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ...