ኣብ ኦፕሳላ መጠነ ሞት ሽማግለታት ይውስኽ ምህላዉን ብጠቕላላ 38 ምሟቶምን ተገሊጹ። በዚ ድማ ምምሕዳር ከተማ ምስፍሕፋሕ እዚ...
ሃገራዊ ዜና
ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ብሽወደን ኣቢልካ ናብ ሃገራት ኣውሮጳዎ ሕብረት ናይ ምጋሽ እገዳ ተናዊሑ። እዚ እገዳ ክሳብ...
ነብሰ-ምውሻብ ነቲ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ደሪቱዎ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ።ኤውሮጳዊ ናይ ልኽፈት በዓልስልጣን፡ ምዕጻው ዶባት ንምድራት ኮሮና ብቑዕ ኣይኮነን...
ካብ 18 ግንቦት ንደሓር ተጓዓዝቲ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ብመሰረት ሕግታት ኤውሮጳዊ ሕብረት ማስክ ክለብሱ እዮም ተባሂሉ። እዚ...
ቅልውላው ኮሮና ኣብ ግምት ብምእታው ካብ ሃገራት ኣባላት ኣውሮጳዊ ሕብረት ወጻኢ ዝመጹ ተመሃሮ መንግስቲ ሽወደን ክፍሊቶም ክውንዝፎን...
ኣብ ሽወደን ንምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምግታእ ተባሂሉ መንግስቲ ዝመደቦ መርመራ 100 000 ሰባት ኣብ ሰሙን ከምቲ ዝድለ...
ባይቶ ሽወደን ኣብ መእለይን ኣብያተ ክንክንን ኣረጋዉያን ማለት äldrevården ንዝተራእየ ብዝሒ ምልባዕ ለበዳ ኮቪድ-19፣ መን ሓላፍነት ይዉሰደሉ...
ሽወደናውያን ምምሕዳር ከተማታትን ዞባታትን፡ ቁጠባ ሽወደን ክሳዕ 2023 ናብቲ ዝነበሮ ከም ዘይምለስ ኣጠንቂቀን። ሽሕኳ እቲ ኩነታት ኣወንታዊ...
መንግስቲ ቈልዑ ንዘልዉዎም ስድራ ዝገብሮ ዝነበረ ፋይናንሳዊ ሓገዝ መንበሪ (bostadsbidrag) ብ 25% ክውስኸሉ እዩ ተባሂሉ። እዚ ብማእከላይን...
ኣብዚ እዋን እዚ ሓደ ንምኽፋል ዚድንጎየ ወይ ዕዳ ዘለዎ ሰብ፡ ብስዊሽ ጌሩ ብዛዕባ ኪፍጽሞ ዘለዎ ክፍሊት ከተዘክሮ...