ቤት ፍርዲ ኢስታድ፡ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ብገበናት ዝርፋ ዝተኸሰሱ ሰባት ናይ ማእሰርቲ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። እዞም ናይ ዝርፋ...
ሃገራዊ ዜና
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ነዚ ሒዝናዮ ዘለና ክረምቲ ዘገልግል ናይ መገሻ መምርሒታት ኣብ ከክልተ ስሙን ከመሓላልፍ ምኻኑ ሓቢሩ።...
ኣብ ደቡብ ስቶክሆሎም፡ ኡስትባርየ፡ ዝርከብ ክፍሊ፡ ሓደ ሰብ ሞይቱ ስለዝተረኽበ፡ ፖሊስ መባእታዊ መርመራታት ከምዝጀመረ ሓቢሩ። እታ...
ኣብ ኣውቶቡሳት ዝረአ ብዝሒ ተሳፈርቲ ንምቁጽጻር፡ መራሕቲ ኣውቶቡሳት፡ ዝያዳ ተሳፈርቲ ንኸይስቀሉ ክኽልክሉ ዘኽእሎም ሓድሽ ሕጊ ንኽፍቀድ ቤት...
ቁጽሪ ናይቶም ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝእለዩ ዘለዉ ሕሙማት ንፈለማ ግዜ ትሕቲ 100...
ኣነ ካብ ምጅማር እዚ ወቕቲ ኣብዛ ጋንታ ኤሲሚላን ተዝህሉ ነይረ ነዛ ጋንታ ቀዳመይቲ ምገበርክዋ ብምባል ነቲ ኣብ...
ኣስታት 50 ዝኾኑ ናይ ሕክምና (ሜዲካል) ተማሃሮ ኣብ ኮለጅ ካሮሊኒስካ ናይ ምቕጻል ተኽእሎታቶም ኣብ ሓደጋ ከምዝኣተወ ተገሊጹ።...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ መጠን ብዝሒ ጉዳያት ሕማም መንሽሮ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን /2020 ምስቲ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ናይ...
ካብ ቀዳም ጀሚሩ፡ ዴኒማርክ፡ ንነበርቲ ምምሕዳር ስኮና ዝኾኑ ናብ መሬታ ክኣትዉ ከተፍቅደሎም ምዃና ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ምምሕዳር...