ሽወደን፡ መድሃኒት ክታበት ንምርካብ ዘኽእላ ሓድሽ ውዕል ከምዝፈረመት ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ክታበት፡ ሪቻርድ ቤሪስትሮም ንSVT ሓቢሩ። ስም እዛ...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ሰቨናስ፡ ዮቶቦሪ፡ ክልተ ናይ ጽዕነት ባቡር ብምግጫወን ሓደገኛ ጽዕነት ዝሓዘት ባቡር ከምተገጠለትን ሰብ መዚ መጓዓዝያ ድማ...
ኣብ ሽወደን ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ምስ ብገበናዊ ንጥፈታት ዝፍለጡ ጉጅለታት፡ ከም ኣባል ኮይንካ ምንቅስቓስ፡ ከም ገበናዊ ስራሕ...
ተሌቪዥን ሽወደን፡ ኣብ ዘካየዶ መርመራዊ ጸብጻብ፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት፡ 50 ዝኾና ብጥሩፋት እስላማውያን ዝውነና ውድባትን ኩባንያታትን...
ኣስታት 20 ሽሕ ዝኾኑ ተማሃሮን ሰራሕተኛታትን፡ ዮኒቨርስቲ ኦምዮ፡ ንምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ እዋን ስሩዕ ትምህርቲ ንምግምጋም ዘኽእል...
መጠን ጎነጽ ገበናውያን ጭፍራታት ኣብ ከባቢ ያርቫ፡ ጥርዙ ከምዝበጸሐን ከምሳዕቤኑ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ’ኳ እንተኣተዉ፡...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኣኽረርቲ የማናውያን፡ “ቁርኣን” እናኣንደዱ እንከለዉ ዘርኢ፡ ብማሕበራዊ መራኺቢታት ዘመሓላለፍዎ ቪድዮ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ ኣብ ከተማ ማልመ፡...
በዓልመዚ ጸጥታ ሽወደን ሳፖን (SAPO) ሓይልታት ምክልኻልን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሮም፡ ኣብ ኣዝዩ ተኣፋፍን ኣገዳስን ዕዮ ንእተዋፈራ...
ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራትና ንኻልኣይ ግዜ ኣብ ብዝሒ ደረጃ መረጽቲ ንታሕቲ ምውራዱ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓድሽ ዳህሳስ ተሌቪዥን ሽወደን...