ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሓደስቲ ስደተኛታት፡ ንመትከል እግሪ (försörjningsstöd) ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝዋሃብ ሓገዝ ንኽረኽቡ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ከም...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ኣቨኒን (Avenyn)፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከብ ቤት መግቢ፡ ዓማዊሉ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ነጻ ምዃኖም ንምርግጋጽ፡ ሙቐት ሰውነቶም እናዓቀነ...
ሓደ ንቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ቀረባ ዝኾነ ሰብ ምስ ካልእ ድሒሩ ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፈ ዝፈለጠ ሰብ...
ኣብ ምዕራብ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ቬስትራዮትላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታቱ (stabsläge) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም ዝኣወጀ ሓቢሩ...
ምምሕዳር ኦፕሳላ፡ ሎሚ ካብ ሰዓት 1:00 ድ.ቐ. ዝጀመረ፡ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታቱ (stabsläge) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም...
ማሕበር ፈደረሽናት ምምሕዳር ከተማ (Kommunal) ምስ ማሕበር ኣስራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበትን ሰኑይን ድሕሪ ዘካየዶ ጽዑቕ ዘተ፡...
ንጉዳይ ደሞዝ ናይቶም ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝሰርሑ ኣባላት ብዝምልከት፡ ኣብ መንጎ ማሕበር ኣካዳሚያውያን (SSR) ናይ ምምሕዳራት ማሕበር...
ትሕቲ 15 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝነብርሉ ኣባይቲ፡ ብፖሊስ፡ ንኽፍተሽን ኣብኡ ዝተረኽቡ ንብረት ንኽውረሱ ዘኽእል እማመ ብመንግስታዊ መርማሪት፡...
መሸጣ ናይ ኤለትሪክን ድቃልን (ብኤሌክትሪክን ብነዳድን ዝሰርሓ) ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ክብረ ወሰን ምሓዙ ቢል ሽወደን ዘዳለዎ...