ካብ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ፡ ካብቶም ኣብ ዓመተ 2015 ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሰባት እቶም ዝበዝሑ...
ሃገራዊ ዜና
ሽወደናዊ መጽሔት ፓብሊክት ከም ዘመልከቶ፡ ትሕቲ 5% ካብቶም ኣብ ቀንዲ 30 ዓበይቲ ትካላት መንግስቲ ዝሰርሑ ኣባላት ቦርዱ...
ሃገረ ብሪጣንያ፡ ካብ ዕለት 01 ለካቲት 2020 ጀሚራ፡ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ምውጻኣ፡ ወግዓዊ ከምዝገበረት ይዝከር። እቲ ናይ...
ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ስቶክሆልም፡ ኣብ ልዕሊ ቻይናዊ ኩባንያ ሁዋዊ፡ ተበይኑ ዝጸንሐ እገዳ ጨረታ 5G ከምዘልዓሎ ተፈሊጡ። ኩባንያ...
ኣብ ሽወደን ንኽነብሩ ዝተፈቕደሎም ሰባት፡ መንበሪ ፍቓድ ወረቐት ከምዝወሃቦም ይፍለጥ። ኣብ ቀጻሊ፡ መንበሪ ፍቓድ ወረቐት (ካርድ)፡ ኣብ...
ኣብ መላእ ሽወደን መርመራታት ኮሮና ንምክያድ፡ መንግስቲ፡ ሰሙናዊ ክሳብ 270 ሚልዮን ክሮና ወጻኢ ክገብር ከምዝጸንሐ ዝፍለጥ ኮይኑ፡...
ካብ ዕለት 15/11/2020 ጀሚሩ ክሳብ 31/01/2021 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ዜጋታት ሽወደን፡ ካብ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ወጻኢ፡ ንዘካይድዎም...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ ሓደ ካብ ሓሙሽተ መርመራ ኮሮና ዝገብሩ ሰባት፡ ብቫይረስ ዝተለኽፈ ምዃኑ በዓል መዚ ጥዕና’ታ ምምሕዳር ኣረጋጊጹ።...
ኣብ ያቭለ እትርከብ፡ ካብ መባእታ ክሳብ ሻድሻይ ክፍሊ እትምህርት እስላማዊት ናይ ብሕቲ ቤት ትምህርቲ ኒያ ካስተት (Nya...