ጀርመንን ዓዲ እንግሊዝን ኣብ ዝቕጽል ወርሒ፡ ክታበት ኮሮና ክጅምራ ምዃነን ድሕሪ ምግላጸን፡ ሽወደን ድማ ብመንገዲ ኣዋሃሃዲ ክታበት፡...
ሃገራዊ ዜና
ደቆም፡ን ማሕለኻ ቋንቋ ሽወደን ብምብዳህ ናብ ላዕለዋይ ደርጃ ትምህርትን ዩኒቨርሲቲን ክጽንበሩ ክኽእሉ ምእንቲ፡ ኣብያተ ቤት ትምህርታት፡ ተወሳኺ...
ሽውደናዊ ብሪጣንያዊ ኩባንያ ኣስትራዘኒካ፡ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድ ብምዃን ዘማዕበሎ ክታበት ኮሮና፡ ኣድማዕነቱ...
ኣገልግሎት ፖስታ ፖስትኖርድ፡ ንኹሎም ዓማዊሉ ከምዚ ክብል ናይ መጠንቀቕታ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ። ብስም ኣገልግሎት ፖስትኖርድ፡ ብመንገዲ ደብዳቤታት...
ብደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዝተደርሰት “ወጽዓ’ታ ህጻን” ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብቐዳም 21 ሕዳር 2020 ኣብ ከተማ ኡምዮ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣቢላ ንመጠን ብዝሒ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ካብ 8 ሰባት ክበዝሕ ከምዘይብሉ...
ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ነቲ ኣብ መስርሕ ፈተነ ዕዉታት ኮይኖም ዘሎዉ ብትካላት መድሃኒት፡ ፋይዘርን ቢዮንተክን ከምኡ ዉን ሞደርና ዘፍረዮም...