ጹባሕ ባዓል ልደት ኣከባቢታ ስቶኮልምን ኡፕላንድን ብ ደርጃ ቀዳማይ ዝስራዕን ስጋብ ካብ 5- 10 ሴሜ በርድ ክወርድ...
ሃገራዊ ዜና
ጽባሕ ዝጽንበል መዓልቲ ልደት ብዙሓት ስድራቤታት ብሰንኪ ተረርቲ መምርሒታት ኮቪድ-19 ስድራቤቶም ክበጽሑ ኣለዎም ዶ የብሎምን ኣብ ዝብል...
ሃገራዊ ፖሊሲ ሽወደን ኣብዚ ልዕሊ ውሽጢ ሓደ ዓመት ፡ ብዝተፈላለዩ ዓበይቲ ገበናት ብእኩብን ብንጽሉን እንዳ ተወደቡ ፡...
ኣብዚ ቅንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ፡ እቲ ኣብ መሸጣ ዱካናት ናይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ፡ ብዘገርም መንገዲ ከም...
ኣርእስተ ዜና 1.ኣብ ሃገረ ሽወደን ናይ መጀመርያ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ 19 ሰንበት ክጅመር ምኻኑ ተሓቢሩ። 2.ኮሚሽን ሰብኣዊ...
ሰንበት ዕለት 27 ናይ መጀምርያ ክታበት ኣብ ሽወደን ክወሃብ ሙኻኑ በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ኣፍሊጡ። እቶ ቀዳሞት...
ናትፊልድ ትረስት ዝተባህለ ኣማኻሪ ትካል ከም ዝሓበሮ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ምውጽኣ ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና ዓብዪ...
ነቲ ሽወደን ዘጋጠማ ፍሽለት ንምሕካም መርማሪት ሽማግለ ሓድሽ ንድፊ “ሕጊ ክንክን ኣረጋውያን” ክትጅምር እያ ተባሂሉ። ኣብ ቀረባ...
ተመሳሳልነትን ምስ ኩሮና ቫይረስ ምኻኑ ዝተነግረሉ ሓዲሽ ተላባዒ ቫይረስ ፡ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ከም ዝተርኣየ ሰብ መዚ...
ማዕከን ዜና ኣልኮምፒስ ትግርኛ ፡ ሽምን ቅርጽን ብምልዋጥ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ጥሪ ናይ ሓድሽ ዓመት ፡...