ኤርትራዊ ደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዓመታዊ ብጋዜጣ västerbottens ኣብ ዝካየድ ንብሉጽ ኣበርክቶ ዝወሃብ ሽልማት፡ በታ ሎሚ ዓመት...
ሃገራዊ ዜና
1. ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝተደንገጉ ናይ ጉዕዞ እገዳታት ምትራሮም ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይዓቢ ምህላዉ ተገሊጹ። 2. ሃገረ...
ሰብመዚ ሽወደን፡ ነቶም ብሰንበት ካብ ብሪጣንያ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ላንድቪተር ዝኣተዉ ብርክት ዝበሉ ገያሾ ናብ ሽወደን ከይኣትዉ...
ብሕታውያን ኩባንያታት ክንክን ጥዕና፡ ነቲ ብማሕበር ሰራሕተኛታት ዝቐረበ ጠለብ ምውሳኽ ደሞዝ ኣወንታዊ መልሲ እንተዘይሂበናሉ፡ ኣብ ዝቕጽል 10...
ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ንክታበት ኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና፡ ጽባሕ ረቡዕ ፍቓድ ክህቦ ትጽቢት ከም ዘሎ ተገሊጹ። በዚ መሰረት፡ ሽወደን፡...
ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኣንድሽ ቲግኒል፡ ነቶም ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ ሰባት ዕላማ ዝገበረ ጎስጓስ...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዮንሾፒን፡ ዝርከብ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና፡ ብጻዕቂ ሕሙማት ኮሮና ተጨኒቑ ስለዘሎ፡ ኣንጻር ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ...
ክሳብ ሕጂ፡ ሽወደን፡ 100 ሽሕ ዝኸውን ክታበት ጸረ ኮሮና ተረኪባ ከምዘላን፡ ኣብ መዓላ ንሽማግለታትን ተነቀፍቲ ክፋል ሕብረተሰብን...
ሰልፊታት ፖለቲካን ኣካላት ኣብ ቀረባ እዋን ሕጊ ለበዳ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ...
ካብ ባሕቲ ጥ ሪ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ካብ ሕማም ኮሮና ናጻ ምዃኖም ዘርኢ መርመራ ክገብሩ...