ሃገራዊ ዜና
መብዛሕትአን ኣባላት ባይቶ ሽወደን ዝኾና ሰልፍታት፡ ነቶም ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ገበነኛታት መንእሰያት፡ ካብቲ ዝእለይሉ ቦታታት፡ ናብ ቤት...
ኣብዚ ሰሙን’ዚ፡ ነቶም ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከቡ ቀዳማይ ዶዝ ዝወሰዱ ሽማግለታት፡ ካልኣይ ዶዝ ክታበት፡ ምሃብ ክጅምር እዩ።...
ኣብ ዓመተ 2020፡ ልዕሊ 41 ሽሕ ሰባት፡ መምርሒ ፍቓድ ወረቕት ከምተመንጠሉ ካብ በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን ዝወጹ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፡ 1555 ስራሕ ደው ናይ ምባል ምልክታ ከምዝተቐበለ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሓቢሩ። እዚ ቁጽሪ’ዚ፡...
ኣብ ከተማ ካልማር፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናት፡ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺምካ ተባሂሉ ብጌጋ ተኸሲሱ ዝነበረ ወደ 30 ዓመት ዝኾነ...
ኣብ ቀዳሞት ክልተ ሳምንታት ናይዚ ጀሚርናዮ ዘለና ዓመት፡ ምስ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ዝተሓሓዙ፡ ጸብጻባት “ናይ ስራሕ ሓደጋ”፡...
ኣብ ወርሒ የካቲት ናይ ዓመተ 2020፡ ክልተ ዜጋታት ሆላንድ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ኮንቴነር ተጻዒኑ፡ ካብ ኮሎምቢያ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣሉታዊ ጽልዋታት ጸረ ኮሮና ክታበት ንምጽናዕን ምምርማርን፡ 100 ሚልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሓቢሩ። መንግስቲ ሽወደን፡...