ብምኽንያት ዓመታዊ ዝኽሪ ምኽሳት ሕማም ኮሮና ኣብ ዝተኻየደ ኣጋጣሚ፡ 11 ሽወደናውያን ተመራመርቲ፡ ዓለምና ዝያዳ ሕማምት ለበዳ ከተአንግድ...
ሃገራዊ ዜና
ሓደ ካብቶም ምስ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና ኮይኑ መንግስቲ ሽወደን ኣቚሙ ዘሎ ሰልፊ ሚልዮፓርትየት፡ ነታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ ኣብቲ ብሃገር ደረጃ ተመዲቡ ዘሎ ውጥን ክታበት፡ ውልቀ ሳባት፡ ፍርያት ናይ ኣየነይቲ ኩባንያ ንክኽተቡ ከምዝደልዩ...
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ዝተረረ ቀይድታት ብምምሕልላፍ፡ ነቶም ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ...
ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት (EMA)፡ ንፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘኒካ ዝኾነ ክታበት፡ ኣፍልጦ ከምዝሃበን፡ ኣብ ጥቕሚ ንኽውዕል ከምዘፍቀደን...
ኣብ ኢንሾፒን (Enköping) ዝርከብ ፔፓሮትስቦደት (Pepparrotsbadet) ዝተባህለ መሐንበሲ ቦታ፡ ኣብ ውሽጢ’ቲ ህንጻ፡ ክሎሪን ዝተባህለ ጋዝ ብምልሓኹ፡ ብምልኦም...
ሎሚ ዓርቢ ሰዓት 3 ወጋሕታ፡ ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ሰብ፡ ኣብ ኣፍደገ ዓቢ መስጊድ ስቶክሆሎም፡ ጽሑፍ ዝሓዘ ዘይተፈልጠ...
ኣባላት ኩባንያ SJ፡ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኩምላ (Kumla)፡ ኦሬብሮ፡ ብቐጺሊ ተጻብኦታት ስለዘጋጠሞም፡ ባቡር ናይቲ ኩባንያ፡ ኣብቲ ምምሕዳር...