ኣውሮጳዊ ኮሚሽን፡ ሕጋውነት ናይቲ ብመንገዲ ቲክ ቶክ ዝግበር ንግዳዊ ንጥፈታት ብዝምልከት፡ ካብ ቲክቶክ መልሲ ንኽወሃቦ ጠለብ ከምዘቕረበ...
ሃገራዊ ዜና
ካብ ዕለት 31 ግንቦት ጀሚሮም፡ ካብ ሃገራት ኖርዲክ ዝመጹ ገያሾ፡ ናብ ሽወደን ክኣትዉ ፍቑድ ክኸውን ምዃኑ ሚኒስትሪ...
ነበርቲ ስቶክሆልም፡ ንግዚኡ ኣብ ቃልዕ ቦታታት ዘሎ መሐንበሲ ንኸይ ሕንበስ ኣጠንቂቑ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ኣብዚ ናይ...
ኣብ ዕዳጋታት ስራሕ ዘሎ ኩነታት ከቢድ ምዃኑ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ: ክረምታዊ ስራሕ ንምርካብ ግን ዘሸግር ኣይኮነን ክብል...
በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን፡ ኣብ 340 ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያታት፡ መጠን ፍጥነት ተሽከርከርቲ፡ ከምዘጉደለ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ነፍሰ ጾራት፡ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ሃገራዊ ክታበት፡ ክኽተባ ይኽእላ እየን ክብል በዓል መዚ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን...
ሃገረ ሽወደን፡ ንዘይ ማዕበላ ሃገራት ዝኸውን፡ ሰለስተ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት፡ ሓገዝ ክትህብ ምኻና፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፡...
ብጉዳይ ዕጸ ፋርስ፡ ሓደ ኣብ 50ታት ዝዕድሚኡ ሰብኣይ፡ ን 11 ዓመትን መንፈቕን ከምዝተፈርደ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...
ቀዳማይ እብረ ክታበት ኮቪድ-19 ዝኾነ ፋይዘርን ሞደርናን ዝተኸትቡ ውልቀ ሰባት፡ እታ ካልኣይቲ እብረ ክታበት ድሕሪ ሸውዓተ ሳምንታት...
ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ኣገደስቲ ዘይኮኑ መገሻታት ንኽውገዱ፡ መምርሒታት ኣመሓላሊፉ እኳ እንተነበረ፡...