ኣብ ሽወደን፡ ኣስታት 6.98 ሚልዮን ሰባት እንተወሓደ፡ ሓደ እብረ ክታበት ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ናብ ሃገራዊ መዝገብ ክትባት ሽወደን...
ሃገራዊ ዜና
ካብ ዕለት 29 መስከረም ጀሚሩ፡ ኣብ ልዕሊ ሙዚቃኢ ምርኢታት፡ ትያትራትን ስፖርታዊ ንጥፈታት ተጻዒኑ ዝነበረ ቀይድታት ክለዓል ምዃኑን...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና እንተድኣ ቀጺሉ፡ ንዓበይቲ ዝኸውን ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበትን ነቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 15...
ኩሎም እቶም ብሕማም ኮቪድ-19 ተታሒዞም ኣብ ሆስፒታላት ዝተሓከሙ ሰባት፡ ድሕሪ ሓደ ዓመት ውን ምልክታት ሕማም ይረኣዮም ከምዘሎ...
ኤሪክስበርግ ሆቭማስታርላገር (Eriksberg hovmästarlager) ዝዓይነቱ ናይ ፍርያት ቁጽሩ 1954-03 ዝኾነ ኣልኮል ዘይብሉ ቢራ፡ ብጌጋ 5.4% ኣልኮል ዝብል...
ኣብ ዓመተ 2016፡ ባይቶ ፈረንሳይ፡ ጾታዊ ንጥፈታት ምዕዳግ፡ ከም ገበን ዝቖጽሮ ሕጊ ምስ ኣመሓላለፈ፡ ካብተን ኣብ ዓለምና...
ብርክት ዝበላ ባይቶኣዊ ሰልፍታት፡ ንምትእትታው ወረቐት ምስክር ክታበት፡ ክቕበላ እንከለዋ፡ ሰልፊ ቬንስተር፡ ግን ነቲ ዝቐረበ እማመ፡ ከምዘይሰማማዓሉ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ንዕዳጋታት ስራሕ ንምስሳን ብምባል፡ ኣስታት 8 ቢልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሚኒስተር ዕዮ...
ኣባል ባይቶ ሽወደን ዝኾነ ኢንየ ስቶልግረን (Inge Ståhlgren)፡ ኣብ ደሙ፡ ኣልኮል እንዳ ሃለዎ፡ መኪንኡ ብምምርሑ፡ ብገዛእ ርእሱ፡...