ሽወደን ኣብ ሰለስተ ጸፍሒታት እያ ትማሓደር፥ ኣብ ሃገራዊ፣ ኣውራጃዊን ዞባዊን ጸፍሒታት። ኣብልዕሊ’ዞኦም ውን ኣውሮጳዊ ናይ ምሕደራ ብርኪ...
ሃገራዊ ዜና
ሃገረ ሽወደን፡ ባይቶኣዊ ቅርጺ ዝሓዘ ዲሞክራሲያዊ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር እያ። እዚ ማለት ድማ፡ ስልጣን ናይቲ መንግስቲ...
ብኣሽሓት ዝቑጸራ ሽወደናውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ድሕሪ ክትባት ጸረ ኮቪድ 19 ምውሳደን፡ ዘይምዕሩይ ጽግያት ከምዘጋጠመን ይሕብራ ኣለዋ። ኮይኑ...
ሓደ ሓደ ብመንግስቲ ዝረአዩ ዛዕባታት ካብቶም ካልኦት ጉዳያት ንላዕሊ ዝተሓላለኹ ዝኾኑሉ ግዜ ኣሎ። ከምዚ ኩነታት ምስዘጋጥም፡ መንግስቲ...
ናይ ዝቕጽል ዓመታዊ ባጀት ናይ ማእከላይ መንግስቲ ንምድላው፡ ክሳብ ሓደ ዓመት ዝወስድ ጉዳይ እዩ። እቲ መስርሕ፡ ሚኒስተር...
ነፍሲ ወከፍ ሚኒስትሪ፡ ነቶም ብመንገዲ ባይቶን መንግስትን ውሳኔ ንዝተበጽሐሎም ዋኒናት ንምትግባር ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ መንግስታዊ ትካላትን በዓል...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 20 ሽሕ ዝኸውን መልሲ ዘይተዋህበሎም ናይ ዓማዊል ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤታት (e mail) ኣብ ኢዱ...
መንግስታዊ ቤት ጽሕፈታት (Government Offices) ከም ሓደ ኣካል ናይ መንግስቲ ዝዓዪ ኮይኑ፡ ነቲ መንግስቲ ኣብ ከይዲ ምሕደራ...
ክትባት ጸረ ኮቪድ-19፡ ኦክስፎርድ ኣስትራዘነካ፡ ዝወሰዱ ሰባት ኣብ ደሞም ምርጋእ ንክኽሰት ዝድርኽ ባእታ ምልላዮም ተመራመርቲ ገሊጾም። ኣብ...