ነፍሰ ቕትለት ኣብ ዝፍጽሙ ቆልዑን መንእሰያትን ዝግበር ገምጋም-ሓደጋ እዂል ኮይኑ ከም ዘይተረኽበ ተገሊጹ። እዚ ዝተባህለ ሬድዮ ሽወደን ኣብ...
ሃገራዊ ዜና
ኮቪድ-19 ደጊም ብወግዒ ንሕብረተሰብ ዘስግእ ሕማም ኣይኮነን ተባሂሉ ተነቢሩ ዝጸንሐ ሕጊታት ድሕሪ ምልዓሉ ህይወት ናብ ንቡር ትምለስ ምህላዋ፡...
ኣብ ብርክት ዝበላ ከታማታት ሽወደን ኣብ ቀዳመ-ሰንበት እዋን ፋስጋ ብዘጋጠመ ሓያል ዕግርግርን ግብረመልሲ ፖሊስን ሰለስተ ሰባት ቆሲሎም። እቶም...
ኣብ ገለ ክፋላት ሸወደን ዘይሓቐቐ በረድ እኳ እተሃለወ እቲ ጀላቶ ብብዝሒ ዝዝውተረሉ ወቕቲ ብምእታዉ ነዚ ዝቕርብ ዝተፋላለየ መድረኽን...
ዩክሬይን ኣውሮጳዊ ሕብረት ባዶ ናይ ደም ከረጺት ክልእከላ ሓቲታትሉ ኣብ ዘላ እዋን ሽወደን እኹል ቀረብ ስለዘይብላ ናብ...
ፊንላንድ ካብታ ብምዕራብ ወገን እትዳወባ ሽወደን ብዝቐልጠፈ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ NATO ንምጽንባር ትግስግስ ኣላ ክብል ኣባል...
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ ዝቕባበ ሽወደን 6.1% ምብጽሑ ካብ ስታቲስቲክስ ሽወደን እተረኽቡ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ከምዚ ዝበለ...
ብመሰረት ኣውሮጳዊ ሕብረት ዝሃቦ ተልእኾ ሽወደንን ኤጀንሲ ሲቪላዊ ኣሸበሸብን ኣብ ዩክሬይንን ከባቢኡን ንዘለዉ ተፈናቐልቲ ዝኸውን ቴንዳታት የዳልዉ ኣለዉ።...
ሃገራዊት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ሽወደን ትማል ምሸት ኣብ ስታድዬም ጋምላ ኡለቪ (ዮተበሪ) ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ን ኣየርላንድ...
ኣብ ብሕታዊ ናይ መጠንቀቕታ ኲባንያ ኣተርቦ ዝሰርሑ ሰለስተ ሰባት ን መሰል ምዝራቚ ሓበሬታ ብምግሃሶም ተኸሲሶም። ኣቐድም ኣቢሉ ብ...